ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዞባ ደቡብ ጎንደር ናብ ዝተማልአ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ኣትዩ – ኣይተ ቀለመወርቅ ምህረቴ Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዞባ ደቡብ ጎንደር ናብ ዝተማልአ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ከምዝተመለሰ ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ቀለመወርቅ ምህረቴ ኣፍሊጦም። እቶም ዋና ኣመሓዳሪ ንትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ከምዝበሉዎ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ህዝቢ ኣምሓራ ዘወራርዶ ሒሳብ ኣለኒ ኢሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ-ስርዓት ሽልማት “በጎ ሰው” እዚ ዓመት ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ሽልማት “በጎ ሰው” እዚ ዓመት ፕሬዚዳናት ሳህለወርቅ ኣብ ዝተረኸባሉ ይካየድ ኣሎ። ን9ይ ግዘ እናተኻየደ ዝርከብ እቲ ሽልማት፥ ፕሬዚዳናት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ካልኦት ዕዱማት ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ይርከብ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ዝጀመሮ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ናይ ምድምሳስ ስራሕ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ዝጀመሮ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ናይ ምድምሳስ ስራሕ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ። በዚ ድማ እቲ ሰራዊት ሰፊሕ ስጉምቲ ፀረ መጥቃዕቲ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ሰራዊት ምክልኻል ኮሎኔል ጌትነት ኣዳነ ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር እቶትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ንዝተመዛበሉ ዜጋታትን ኣካላት ፀፅታን ልዕሊ 71 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት፣ ኮሚሽን ጉምሩክን ምምሕዳር ብሀሄራዊ ሎተሪን ንዝተመዛበሉ ዜጋታትን ኣካላት ፀፅታን ልዕሊ 71 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም። እቶመም ትካላት ዝገበሩዎ ሓገዝ፥ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈፀሞ ወረራ ካብ መረበቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ጁንታ ክሳብ መወዳእታ ንምቕባር ኣብ ጎኒ ሰራዊትና ክንስለፍ ኢና – ተመረቕቲ መናእሰይ ኮምቦልቻ Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ጁንታ ክሳብ መወዳእታ ንምቕባር ኣብ ጎኒ ሰራዊትና ክንስለፍ ኢና ክብሉ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኮምቦልቻ መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና ዝወሰዱ ተመረቕቲ መናእሰይ ተዛሪቦም። ወራር ህወሓት ምምካት ጥራሕ ዘይኮነስ ሃገር ዕረፍቲ ክትረክብ ትኽእል ጁንታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብግምባር ወሎ ሸሊኹ ኣቲዩ ዝነበረ ጉጅለ ጁንታ ተወቒዑ የሃድም ኣሎ – ብ/ጀ ሻምበል ፈረደ Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግምባር ወሎ ሸሊኹ ኣቲዩ ዝነበረ ጉጅለ ጁንታ ተወቒዑ እናሃደመ ምዃኑ ብርጋዴር ጀነራል ሻምበል ፈረደ ተዛሪቦም። ጉጅለ እቲ ግብረ ራዕዲ ኣብ ግምባር ወሎ እናተወቕዐ እናሃደመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ጉጅለ ኣብዚ ሕዚ እዋን መጥቃዕቲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ ኣብ ብርሸለቆ ተረኺቦም ንምልምል ሰልጠንቲ ናይ መድረኽ ኪነ-ጥበብ ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለዩ ቴኣትር ቤታት ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ ኣብ ቤት ትምህርቲ ማእኸል መሰልጠኒ መሰረታዊ ውትድርና ብርሸለቆ ንዝርከቡ መበል 34 ዙር ሰልጠንቲ ተረኺቦም ንምልምል ሰልጠንቲ ናይ መድረኽ ኪነ-ጥበብ ኣቕሪቦም። ዋና ኣዛዚ እቲ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ፖሊስ ቤት ህንፀት ክልል ሶማሌ ሓዱሽ ደምቢ ክዳን፣ መዓርግን ኣርማን ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሐሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ቤት ህንፀት ክልል ሶማሌ ብሓዱሽ መልክዕ ዝቐየሮ ደምቢ ክዳን፣ መዓርግን ኣርማን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ጂግጂጋ ከተማ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ቤት ህንፀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ልዕሊ 16 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ምግቢን ክዳውንቲን ሓገዝ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮ፣ መናእሰይን ህፃናትን ኣብ ክልል ዓፋር ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ልዕሊ 16 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ምግቢን ክዳውንቲን ሓገዝ ገይሩ። ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ሚኒስቴር ወይዘሮ ሙና ኣህመዲን፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅባሕ መዓልቲ ኢትዮጵያውነት ኣብ መላእ ሃገር ክኽበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ መዓልቲ ኢትዮጵያውነት ኣብ መላእ ሃገር ተኸቢሩ ከምዝውዕል ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ብኣሰናዳእነት እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣብ መላእ ሃገር “ንኽብሪ ኢትዮጵያ ደው ክብል ኢየ! ክዝምር ኢየ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኩሉ ኢትዮጵያዊ ኣብ…