ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ ንዝገብሩ ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ስነ ሰርዓት ምፍናው ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስራሕቲ ወፍሪን መሰልጠንቲ ትካላትን ንኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር በኪነጥበባዊ ስራሕቲ ደገፍ ንዝገብሩ ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማዛጋጃ ቤት ስነ ሰርዓት ምፍናው ተገይሩ።
እቶም ሰብ ሞያ ኣብ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ካብ ዝርከቡ…