ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ትራንስፖርት ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ሚኒስቴር ትራንስፖርት ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም። ብተወሳኺ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ከምዝለገሱ ተገሊፁ። ሚኒስትር ትራንስፖርት ዳግማዊት ሞገስ፥ እቶም ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ናብ ሃገር ናይ ምድሓን ወፍሪ ደም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታትን ላዕለዎት ኣመራርሓን በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውነ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ኣወፊዮም Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ላዕለዎት ኣመራርሓን በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውነ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ኣወፊዮም። ብተወሳኺ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዝኾነ ይኹን ኩነታት ድጋፍ ብምግባር ኣብ ጎኒ ሰራዊት ከምዝኾኑ መዝራቦም ካብቲ ቤት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ማዳጋስካር ንኹሎም ሚኒስትራት ኣሰናቢቶም Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ማዳጋስካር ኣንድሪ ራጆሊና ንኹሎም ናይታ ሃገር ሚኒስትራት ኣሰናቢቶም ተባሂሉ። እቶም ፕሬዚዳንት ንኹሎም ሚኒስትራት ዘባረርሉ ምኽኒያት ኣይተፈለጠን። ይኹን እንበር ንሕድሕድ ሚኒስትር ብኣካል ብምርካብ ኣፈፃፅማ ስርሖም ትሑት ምዃኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ታንዛንያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሃሴ 7፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ዘውዴምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ታንዛንያ ሊቤራታ ሙላሙላን ተዛቲየን። ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ኣብ ዝጥንክረሉ ጉዳይ ብምድሃብ ከልቲአን መራሕቲ መዝታየን ተገሊፁ። ብተወሳኺ ኣብ ክሊ ተሳትፎ ደቂ ኣኒስቲዮ ምልዛበን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ምስ ኣብ ኣሜሪካ ልኡኻን ሰላም ኢትዮጵያውያን ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ዘውዴ ምስ ኣብ ኣሜሪካ ልኡኻን ሰላም ኢትዮጵያውያን ተዛቲየን። ትሽዓተ ኣባላት ዘለዎን ካብ 13 ትካላት ስቪክ ዝተወከሉን ትውልድ ኢትዮጵያዊያን ዘካተተ እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብምዝውዋር ተፈናቐልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማታት ድንገተኛን ፅኑዕን ሕሙማት ኣገለግሎት ሕክምናንምምሕያሽ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማታት ድንገተኛን ፅኑዕን ሕሙማት ኣገለግሎት ሕክምናንምምሕያሽ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ኣብዚ ዘለናሉ እዋን ወረርሽን ኮረና፣ ሕማም ዓሶ፣ ሓደጋ ትራፊክ ሓዊሱ ካልኦት ሓደጋታትን ሕማማትን ኣብ ዓውዲ ጥዕና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣብ ዘለዋ ዩንቨርስቲታት ኣብ 2013 ዓ.ም ትምህርቶም ዝወድኡ ተምሃሮ ዝምረቕሉ ኩነታት ንምምዕርራይ ክስራሕ ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዘለዋ ዩንቨርስቲታት ኣብ 2013 ዓ.ም ትምህርቶም ዝወድኡ ተምሃሮ ዝምረቕሉ ኩነታት ንምምዕርራይ ክስራሕ ኢዩ ከብል ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። እቲ ሚነስቴር ኣብ ተግራይ ካብ ዝርከቡ ዩንቨርስቲታት 10…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 9 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዜጋታት ኣገልግሎት መስተ ማይን ሳኒቴሽንን ቀሪቡ- ሚኒስቴር ማይ መስኖን ኢነርጅን Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ብምኽኒያት ደርቂ፣ ውሕጅን ጉንፅን ካብ መረበቶም ነዝተመዛበሉ 9 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዜጋታት ኣገልግሎት መስተ ማይን ሳኒቴሽንን ከምዝቐረበ ሚኒስቴር ማይ መስኖን ኢነርጅን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ሚኒስቴር ማይ መስኖን ኢነርጅን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ገ እናበሉኻ ዶ ትጋገ! ይብሉ ወለዲ”፤ እምቢታ ሰላም፣ ራህዋን ቅሳነትን መሰረት ውድቀት እዩ-ዶ/ር ኣብርሃም Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)"ገ እናበሉኻ ዶ ትጋገ! ይብሉ ወለዲ"፤ እምቢታ ሰላም፣ ራህዋን ቅሳነትን መሰረት ውድቀት እዩ ክብሉ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ኣብረሃም በላይ ገሊፆም። እቶም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኣብ ማሕበረታዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ኣሸባሪ ትህነግ እሾኽ ኮይኑ ይዋግኦ ኣሎ – ኣይተ ቀለምወርቅ ምህረቴ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ህዝቢ ኣሸባሪ ትህነግ እሾኽ ኮይኑ ይዋግኦ ኣሎ ከብሉ ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ጎንደር ኣይተ ቀለምወርቅ ምህረቴ ገሊፆም። ኣሸባሪ ትህነግ ወረራ ኣብ ዝፈፀመሎም ከባቢታት ናይ እምነት ቦታታት፣ ትካላትን ናይ ግለ ሰባት መንበሪ ቤታትን የውድም ኣሎ…