Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ሰፊሕ ኣፍልጦን ልምዲን ነበር ፕሬዚዳንት ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ ምምሃር ይጠቅም ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሣህለ ወርቅ ዘውዴ

አዲስ ኣበባ ፣  30 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታሪኽ ሕይወት ነበር ፕሬዚዳንት ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ ዘድሃበ መፅሓፍ ተመሪቑ። እቲ መፅሓፍ ብደራሲ ዓለምነህ ረጋሳ ዝተዘጋጀወ እንትኸውን፥  "ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ ዊርቱ እና የኢትዮጵያ ዓለም አቀፍ ዲፕሎማሲ ከ1949 ዓ.ም እስከ ... " ዝብል…

መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ. ቢ.ሲ ) ኣብ ወርሒ ነሓሰ መሸጢ ዋጋ ፍርያት ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ካብ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ወፃእ መሸጢ ችርቻሮ ፍሪያት ካልኦት…

ፈተነ ትግበራ ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ ኣብ 2014 ዓ. ም ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ትምህርቲ ፈተነ ትግበራ ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ ኣብ 2014 ዓ. ም ኣብ ዝተሓረዩ ኣብያተ ትምህርቲ ከምዝጅመር ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ደኤታ እቲ ሚኒስቴር ዶ/ር ገረመው ሁሉቃ፥ ነቲ ፈተነ ዝኾና ኣብ ሕድ ሕድ ወረዳ ካብ ዘለዋ ቀዳማይ ብርኪ…

ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ንሰራዊት ምክልኻል ዘለዎም ሓሊዮት ዘርእይሉ መድረኽ ኣብ ብሄራዊ ትኣትር ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ኢትዮጵያ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምስላፎም ዘረጋግፅ  መድረኽ ኣብ ብሄራዊ ትኣትር ኣካይዶም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ሰብ ሞያ ኪነጥበብን ተረኺቦም። ኣብቲ መድረኽ መደረ ዝገበሩ…

ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብ1500 ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ ዝተሳተፈት ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ መበል ራብዐይቲ ብምውፃእ ውድድራ ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብ1500 ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ ዝተሳተፈት ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ መበል ራብዐይቲ ብምውፃእ ውድድራ ዛዚማ። ብተመሳሳሊ ብ5000 ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ዝተሳተፈ ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ መበል ዓስራይ ብምዃን…

ሓገዝ ተኸልኪለ ዝብል ኣሸባሪ ውድብ ህወሓት ሓገዝ እኽሊ ዝተኸመረሎም መኽዝናት ኣቃፂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30  ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓገዝ ተኸልኪለ ዝብል ኣሸባሪ ውድብ ህወሓት ሓገዝ እኽሊ ዝተኸመረሎም መኽዝናት ከምዘቃፀለ ተገሊፁ። በይናዊ ደው ምባል ተኹሲ ውሳነ መንግስቲ ብዘምቕባል ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ትንኮሳ ዝፍፅም ዘሎ ኣሸባሪ ህወሓት፥ ብሓደ ወገን ሓገዝ…

ሓይሊ ኢትዮጵያን ሰራዊት ምክልኻል ሶማሊያን ብሓባር ብዝወሰድዎ ስጉምቲ ጉጅለ ኣልሸባብ ተደምሲሱ

ኣዲስ ኣበባ ፣  30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ደቡብ ምዕራብ ሶማልያ ዋጅድን ከባቢኡን ደገፍ ዝህብ ዘሎ ሓይሊ ኢትዮጵያን ሰራዊት ምክልኻል ሶማሊያን ብሓባር ብዝወሰድዎ ስጉምቲ ጉጅለ ኣልሸባብ ተደምሲሱ። ኣብ ደቡብ ምዕራብ ሶማልያ ንሴክተር ሰለስተ ድጋፍ እናሃበ ዘሎ መበል ሳልሳይ ብርጌድ…

ላዕለዎት ኣመራርሓ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንምውፋይ ቃል ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንምውፋይ ቃል ኣቲዮም። ምክትል ከንቲባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ልዕሊ 1 ሺሕን 400 ላዕለዎት ኣመራርሓ ንተኸታታሊ ሰለስተ መዓልታት ኣብ…

ተወሳኺ ሓገዝ ዝፀዓና 63 ተሽከርከርቲ ናብ መቐለ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣  30 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ተወሳኺ ሓገዝ ዝፀዓና 63 ተሽከርከርቲ ናብ መቐለ ከመዝኣተያ መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣፍሊጡ። እቲ ቁፅሪ ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት ሓገዝ ብምፅዓን ናብቲ ከተማ ምስ ዝኣተዋ ተሽከርከር እንትድመር 220 በፂሑ። እዋናዊ ሓበሬታ…

ሕብረት ኣፍሪካ 220 ሚሊየን ዶዝ ክታበት ኮቪድ 19 ንኣባል ሃገራት ምክፍፋል ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣  30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ 220 ሚሊየን ዶዝ ጆንሰን ኤንድ ጆንሰን ክታበት ኮቪድ 19 ንኣባል ሃገራት ምክፍፋል ጀሚሩ። ኣብ ቀፃሊ እውን እቲ ሕብረት ተወሳኺ 180 ሚሊየን ዶዝ ክታበት ናይ ምክፍፋል ዓቕሚ ከምዘለዎ ተገሊፁ። እቲ ምክፍፋል ዕላዊ…