ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ወረዳ ጭናክሰን ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ከምዝሓለፈ ፖሊስ እቲ ወረዳ ኣፍሊጡ። እቲ ሓደጋ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 5 ቅድሚ ቀትሪ ዘጋጠመ እንትኸውን፥ ካብ ቆቦ ቀበሌ ናብ ጭናክሰን ከተማ 29 ሰባትን እኽሊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ ምእመናን ፆመ ፍልሰታ ንሃገር ሰላም ብምፅላይ ንከሕልፎ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2021 0 አዲስ አበባ፤ ሐምሌ 29፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓትሪያሪክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ ቀዳማዊ፥ ምእመናን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ፆመ ፍልሰታ ንዝተፀገሙ ብምሕጋዝን ንሃገር ሰላምን…
ቢዝነስ ሱዳን 1 ሺሕ ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንክትሸጠላ ንኢትዮጵያ ሓቲታ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን 1 ሺሕ ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንክትሸጠላ ንኢትዮጵያ ሓቲታ። ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬት ፕላኒንግ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣይተ ኣንዱዓለም ሲዓ፥ ሱዳን ሓዊሱ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ካብ ኢትዮጵያ ሓይሊ ንምግዛእ ድልየት ከምዘለወን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሸባሪ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራን ዓፋርን ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ልዕሊ 200 ሺሕ ዜጋታት ተመዛቢሎም-ሚኒስቴርጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሸባሪ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራን ዓፋርን ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ልዕሊ 200 ሺሕ ዜጋታት ተመዛቢሎም ከብል ሚኒስቴርጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ፥ ምክትል ፀሓፊ ሰብኣዊ ጉዳያትን ኣተሓባባሪ ሓገዝ ህፁፅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም ንክልገስ ፃውዒት ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም ንክልገስ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ንሰራዊትና ደም ንለግስ፣ መንበሪ ኣባይቲ ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት ነሐደስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግደ ኣብ ተፋሰስ ኣባይ ዝርከባ ዩንቨርስቲታት ዘድሃበ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) "ሓደ ትልሚ ሓደ ፀብፃብ፣ ንዝተዋደደ ተፋሰስ ኣባይ" በዝብል መሪሕ ሓሳብ ግደ ኣብ ተፋሰስ ኣባይ ዝርከባ 10 ዩንቨርስቲታት ዘድሃበ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ኣብ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ህዝባዊ ተሳትፎ ግድብ ህዳሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ከም ዩጎዝላቪያ ክትብተን ኢያ ዝብሉ ኣካላት ሓሳቦም ዝተሰሓሓተ ኢዩ-ቲቦር ናዢ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከም ዩጎዝላቪያ ክትብተን ኢያ ዝብሉ ኣካላት ሓሳቦም ዝተሰሓሓተ ኢዩ ክብሉ ነበር ምክትል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ጉዳያት ኣፍሪካ ኣሜሪካ ቲቦር ናዢ ገሊፆም። ቲቦር ናዢ ኣብ ትዊተር ገፅ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ከም ዩጎዝላቪያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ ኣፈፃፅማ መደባት 2013 ዓ.ምን ትልሚ 2014 ዓ.ም ብምርኣይ ውሳነ ከመሓላልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብቢቂላ ቱፋ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንትግራይን ካልኦት ከባቢታትን ዝኸውን ሓገዝ ኣብ መኽዘን ኣሎ-ሳማንታ ፓውር Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መኽዘን ዘሎ 58 ሺሕ ሜትሪክ ቶን እኽሊ ከምዘሎ ዳይሬክተር ዓለም ለኻዊ ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ (ዩ ኤስ ኤድ) ሳማንታ ፓወር ገሊፀን። ሳማንታ ፓውር ኣብ ቲውተር ገፅ ከምዝበልኡ፥ እቲ ሓገዝ እኽሊ ናብ ተሓገዝቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሸባሪ ህወሓት ዝገብሮ ዘሎ ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ ከምዘተሓሳሰበን ሳማንታ ፓወር ተዛሪበን Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣሸባሪ ህወሓት ዝገብሮ ዘሎ ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ ከምዘተሓሳሰበን ዳይሬክተር ዓለም ለኻዊ ኤጀንሲ ልምዓት ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኤድ) ሳማንታ ፓወር ተዛሪበን። እተን ዳይሬክተር ትማሊ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ቅድም ክብል ኣብ ትግራይ…