Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብዝተረኸበ ተወሳኺ ሜዳልያታት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መለእኽቲ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ ፣  26 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብዝተረኸበ ተወሳኺ ሜዳልያታት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መለእኽቲ ኣመሓላሊፈን። እተን ፕሬዚዳንት “ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብደቂተባዕቲዮ  ብ3000 ሜትሮ ውድድር መሰናክል  ሜዳሊያ ብሩር ከምኡውን…

ኢትዮጵያ ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብደቂ ኣኒስቲዮ ውድድር 5 ሺሕ ብጉዳፍ ፀጋይ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብደቂ ኣኒስቲዮ ውድድር 5 ሺሕ ብጉዳፍ ፀጋይ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ። ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብቲ ውድድር ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ኢያ ዛዚማቶ። ኔዘርላንድ ብምውካል ዝተሳተፈት ሲፋን ሀሰን ወርቅ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ…

ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብደቂተባዕቲዮ መሰናክል ለሜቻ ግርማ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሩር ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብደቂተባዕቲዮ  መሰናክል ውድድር 3000 ሜትሮ ለሜቻ ግርማ ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሩር ረኺቡ። ለሜቻ ግርማ ነቲ ርሕቐት ብ8 ደቒቓ 10 ሰኮንድን 38 ማይክሮ ሰኮንድን ኢዩ ዛዚሙዎ። ኢትዮጵያዊ ኣትሌት…

ኣብ መዝገብ ክሲ እኒ ዶ/ር ደብረፅዮን ካብ መንጎ ዝተኸሰሱ 62 ተኸሰስቲ እቶም 19 ናብ ቤት ፍርዲ ብምቕራብ ክሶም ብፅሑፍ ንክበፅሖም ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዝገብ ክሲ እኒ ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ካብ መንጎ ዝተኸሰሱ 62 ተኸሰስቲ እቶም 19 ናብ ቤት ፍርዲ ብምቕራብ ክሱም ብፅሑፍ ንክበፅሖም ተገይሩ። ብመሰረት እዚ ኣይተ ስብሐት ነጋን ወይዘሮ ኬሪያ ኢብራሂምን ሓዊሱ ብገበን ሽብር ዝተኸሰሱ…

መራገብቲ ፕሮፓጋንዳ ህወሓት ናይ ሓሶት ምስሊታትን ስእሊታትን ብምቅንብባር ወፍሪ ’ጭፍጨፋ ሑመራ’ ከምብሓዱሽ የለዓዕሉ ኣለዉ-መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት  

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)መራገብቲ  ፕሮፓጋንዳ ህወሓት ናይ ሓሶት ምስሊታትን ስእሊታትን ብምቅንብባር ወፍሪ ’ጭፍጨፋ ሑመራ’ ከምብሓዱሽ የለዓዕሉ ከምዘለዉ መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣፍሊጡ። ስለዝኾነ ኩሉ ሰብ ፈጠራ ህወሓትን ዝተሰሓሓተ ሓበሬታን ንከፍሽል መፃረዪ…

ኢትዮጵያ ብልዑል ጭቆና ዝመርሕ ዝነበረ ህወሓት ሰብኣዊ ደገፍ ናብ ትግራይ ንከይኣቱ ይገብር ኣሎ- ካውንስል ኣትላንቲክ ማእኸል ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 20 ዓመታት ንኢትዮጵያ ብልዑል ጭቆና ዝመርሕ ዝነበረ ህወሓት ሰብኣዊ ደገፍ ናብ ትግራይ ንከይኣቱ ይገብር ኣሎ ክብላ ምክትል ዳይሬክትር ካውንስል ኣትላንቲክ ማእኸል ኣፍሪካ ብሮንዊን ብሩተን ገሊፀን። ብሮንዊን ብሩተን፥ ምስ ቢቢሲ ኣብ…

ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 113 ሺሕ ዶላር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቦስተንን ኣትላንታን ካብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 113 ሺሕ ዶላር ተኣኪቡ። ኣብቲ እዋን ዳያስፖራ ኣብ ከይዲ ድርድር ግድብ ህዳሰን ድጋፍን ኣጠናኺሩ ኣብ ዝቕፅለሉ ብዝምልከት ዘተ…

ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገቡ ኣባላትን ኣመራርሓን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2013 ዓ.ም ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገቡ ኣባላትን ኣመራርሓን ናይ ፌዴራል ፖሊስ ገበን ምክልኻል ዘርፊ ዲፕሎማቲክ ሓለዋ ዲቪዥን ኣፍልጦ ተዋሂቡ። ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ፀረ ሸብርን ዝተወደቡ ገበነኛታት ቁፅፅርን ኮማንደር በላይ ከበደ፥…

ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር 5 ነጥቢ 2 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ንምትካል ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ 6 ቢሊየን ፈልሲ  እቲ 5 ነጥቢ 2 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ። ካብ መንጎ እቶም ዝተተኸሉ ፈልሲታት ፍራምረ ብበዝሒ ከምዝተተኸሉ  ዳይሬክተር…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳነት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶኻን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳነት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶኻን ተዛቲዮም። እቲ ብቴሌፎን ዝተኻየደ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ቱርኪን ቀጠናዊ ዛዕባታትን ትኩረት ዝገበረ ኢዩ ነይሩ። ፕሬዚዳንት ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶኻን፥…