ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮ/ር ደራርቱ ቱሉ ናይ እንኳዕ ደስ በለና መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክሰ ኢትዮጵያ ኮማንደር ደራርቱ ቱሉ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ናይ መጀመሪያ ሜዳሊያ ወርቂ ብምዕዋታ ናይ እንኳዕ ደስ በለና መልእኽቲ ታሕጓስ ኣመሓላሊፈን። ኮማንደር ደራርቱ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ናይ መጀመሪያ ወርቂ ብምዕዋታ እንኳዕ ደስ በለና-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ናይ መጀመሪያ ሜዳሊያ ወርቂ ብምዕዋታ እንኳዕ ደስ በለና ክብሉ መልእኽቲ ታሕጓስ ኣመሓላሊፎም። ኣብቲ ዝተገበረ ውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ሰለሞን ባረጋ ንኢትዮጵያ…
ስፓርት ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ናይ መጀመሪያ ወርቂ ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ናይ መጀመሪያ ሜዳሊያ ወርቂ ተዓዊታ። ኣብቲ ዝተገበረ ውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ሰለሞን ባረጋ ንኢትዮጵያ ናይ መጀመሪያ ወርቂ ኣምፂኡ። ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ነቲ ርሕቐት ብ27 ደቒቓ 43…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ምስ ምክትል ፀሓፊ ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ ማርቲን ግሪፍትስ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2021 0 አዲስ አበባ፣ ሃምሌ 23፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምክትል ፀሓፊ ሰብኣዊ ጉዳያትን ኣተሓባባሪ ሓገዝ ህፁፅ ግዜን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ማርቲን ግሪፍትስ ተዛቲየን። እቶም መራሕቲ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ፀፅታዊን ሰብኣዊ ሓገዝን ብዝመልከት ምልዛቦም ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ኣመራርሓን ሰራሕተኛ መንግስቲን ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም ለጊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓን ሰራሕተኛ መንግስቲን ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም ለጊሶም። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል ኣይተ ኢስሃቅ ኣብዱልቃድር÷ ሃገር ንምድሓን ንዝካየድ ዘሎ ወፍሪ ከም ክልል ዝተፈላለዩ…
ስፓርት ኣብ መፃረዪ ውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ንፍፃመ ሓሊፈን Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ መፃረዪ ውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ንፍፃመ ሓሊፈን። ኣብ ናይ መጀመሪያ ምድብ ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ ሳልሰይቲ፣ እጅጋየሁ ታዬ ድማ ራብዐይቲ ብምዃን ውድድረን ዛዚመን። ኣብ ካልኣይ ምድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዝሕወሱ መናእሰይ ክልል ሲዳማ ምፍናው ተገይሩሎም Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሕወሱ መናእሰይ ክልል ሲዳማ ምፍናው ተገይሩሎም። ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምሕዋስ ፍቓደኛታት ንዝኾኑ ልዕሊ 4 ሺሕ መናእሰይ ኢዩ ምፍናው ተገይሩሎም። ብተወሳኺ መንግስቲ እቲ ክልል ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር፥ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋይናንሺያል ታይምስ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ሒዙዎ ዝወፅአ ፀብፃብ ሚዛናውነቱ ናብ ህወሓት ዘዘንበለ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፋይናንሺያል ታይምስ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ሒዙዎ ዝወፅአ ፀብፃብ ኣሸባሪ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መጥቃዕቲ ብምብፃሕ ፃሕታሪ ከምዝኾነ ዘየርእይ፣ ደው ምባል ተኹሲ ብምጥሓስ ህፃናት እንተይተረፈ ናብ ኲናት…
ቢዝነስ ዶ / ር እዮብ ተካልኝ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ሳፋሪኮም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ዶ / ር እዮብ ተካልኝ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ሳፋሪኮም ኣንዋር ሶሳ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ ፓርትነርሺፕ ፎር ኢትዮጵያ ሳፋሪኮም ሐዚ ዘለዎ ብርኪ ኩነታትን ንቐፃሊ ኣብ ዝፍፀሙ ስራሕቲን ብዝምልከት ተላዚቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ሰላም ምስ ዋና ፀሓፊት ጉዳያት ህንፀት ፖለቲካ ሰላምን ውሕመ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዋና ፀሓፊት ጉዳያት ህንፀት ፖለቲካ ሰላምን ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ዶክተር ሮዝማሪ ዲካርሎ ተዛቲየን እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከምዝበልኡ፥ እቲ ዘተ ኣብ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ…