ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ነበርቲን ሰብ ሃፍቲን ዝኣከቦ ደገፍ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ንሰራዊት ምክልኻል ኣረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ነበርቲን ሰብ ሃፍቲን እታ ከተማ ዝኣከቦ ደገፍ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ንሰራዊት ምክልኻል ኣረኪቡ።
እቲ ድካፍ ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ቀነዓ ያደታ ኣረኪበን።
“ኢትዮጵያ…