ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሃገር ንምፍራስ ዝገብሮ ዘሎ ሽርሒ ዝኹንን ንሃገር መከላኸሊ ሰራዊት ዝድግፍ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሃገር ንምፍራስ ዝገብሮ ዘሎ ሽርሒ ዝኹንን ንሃገር መከላኸሊ ሰራዊት ዝድግፍ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ይካየድ ኣሎ።
እቶም ሰልፈኛታት ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹንን ጭርሖ ሒዞም ወፂኦም ክብል ካብ ቤት ፅሕፈት ብልፅግና ፓርቲ እቲ…