ኣባላት ካቢኔ ክልል ሃረሪ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ለጊሶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ካቢኔ ክልል ሃረሪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየድዎ ኣኼባ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ለጊሶም።
እቶም ኣባላት ካቤኒ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ እውን ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ምልጋሶም ይዝከር።
ኣባላት ቤት ምኽሪ እቲ ምምሕዳር…