ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታትን ከተማታትን ክልል ዓፋር ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ዘውግዝ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታትን ከተማታትን ክልል ዓፋር ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ዘውግዝ ሰልፊ ተኻይዱ።
እቲ ጁንታ አብ ልዕሊ ሰበኽ ሳግም ዓፋር ዝኸፈቶ ዘርኢ ናይ ምጥፋእ ወፍሪ ዘውግዙ ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎም ስፈኛታት ኣብቲ ሰልፈ ተሳቲፎም።
ጁንታ…