ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ንበዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ አመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ንመበል 1 ሺሕን 142 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ አመሓላሊፎም።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር፣ ጋምቤላ፣ ሃረሪ፥ ንመላእ ማሕበረሰብ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1 ሺሕን…