ጉጅለ ጁንታ ብምድምሳስ ሉኣላዊነት ሃገር ንምኽባር ፍሉይ ሓይሊ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ምፍናው ተገይሩሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ጁንታ ብምድምሳስ ሉኣላዊነት ሃገር ንምኽባር ፍሉይ ሓይሊ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ምፍናው ተገይሩሉ።
ጉጅለ ጁንታ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝኸፈቶ ሃገር ናይ ምብትታን ተግባር ሙሉእ ብሙሉእ ብምፍሻል ሓድነት ህዝቢታት ንምምላስ ዕላማ እቲ ፍሉይ…