ኣብ 5 ኣዋርሕ 67 ከተማታት ተረባሕቲ ኣገልግሎት 4ጂ ኢንተርኔት መግባር ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ 5 ኣዋርሕ 67 ከተማታት ተረባሕቲ ኣገልግሎት 4ጂ ኢንተርኔት መግባር ከምዝተኽኣለ ኣፍሊጡ።
ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ወይዘሪት ፍሬህይወት ታምሩ፥ እቲ ትካል ዲጅታል ኢኮኖሚ ኣብዛ ሃገር ንምህናፅ ስትራቴጂ ብምቕራፅ ይሰርሕ…