ደልታ ዝተባሃለ ዓይነት ቫይረስኮሮና ኣብ ኣፍሪካ ይላባዕ ብምህላዉ ዜጋታት ክጥንቀቑ ኣለዎም-ውድብ ጥዕና ዓለም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ደልታ ዝተባሃለ ዓይነት ኮሮናቫይረስ ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ይላባዕ ብምህላዉ ዜጋታት ክጥንቀቑ ኣተሓሳሲቡ።
ናይ መወዳእታ ሰሙን ወርሒ ሰነ ብኹነታት ለብዒ ቫይረስኮሮና እቲ ኣዝዩ ዝኸፍአ ጊዜ ከምዝነበረ ፀብፃባት እቲ ትካል ይሕብሩ።…