ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ኢትዮጵያ ተሰሪቖም ናብ ሆላንድ ዝወሰዱ ጥንታዊ ሓድግታት ክምለሱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኢትዮጵያ ተሰሪቖም ናብ ሆላንድ ዝወሰዱ ጥንታዊ ሓድግታት ክምለሱ ኢዮም። እቶም ሓድጊታት ኣብዚ ሰሙን ኣብ ኔዘርላንድስ ናብ ጨረታ ክቐርቡን ክሽየጡን ከምዝነበሩ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኔዘርላንድ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኤምባሲ ከይዲ ጨረታ ንኽቋረፅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንድሕንነት ኢትዮጵያ ስግኣት ኮይኑ ንኸይቕፅል ሙሉእ ብሙሉእ ተደምሲሱ ኢዩ – ሌ/ጄ ባጫ ደበሌ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንድሕንነት ኢትዮጵያ ስግኣት ኮይኑ ንኸይቕፅል ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተደምሰሰ ዋና መተሓባበሪ ክፍሊ ስራሕቲ ህንፀት ሰራዊት ምክልኻል ሌተናል ጄነራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም። ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ምስ ላዕለዎት መኮንናት እቲ ክፍሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስር ባህሊን ቱሪዝምን ዶ/ር ሂሩት ካሳው ምስ ኣምባሳደር ሃንጋሪ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው ምስ ኣምባሳደር ሃንጋሪ ኣብ ኢትዮጵያ ኣቲላ ኮፓኒ ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ጉዳይ ክልተኣዊ ጉዳያት ክልቲአን ሃገራት ከምዘተኮራ ተገሊፁ፡፡ እቶም ኣምባሳደር ከምዝገለፁዎ፥ ካብ ዝቕፅል ወርሒ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዓማዊል ብምጉዕዓዝ ቀዳማይ ደረጃ ሒዙ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ 2020 ዓማዊል ብምጉዕዓዝ ቀዳማይ ደረጃ ከምዝሓዘ ማሕበር መገዲ ኣየር ኣፍሪካ ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ማሕበር መገዲ ኣየራት ኣብ ዓመታዊ ኣገልግሎት ፅዕነተን ኣመልኪቱ ብዝህቦ ደረጃ ኢዩ እቲ መገዲ ኣየር ቀዳማይ ደረጃ ሒዙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዳያስፖራ ንሃገራዊ ፕሮጀክታትን እዋናዊ ፃውዒታትን ልዕሊ 1 ቢሊየን ሓገዝ ምግባሩ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራ ንሃገራዊ ፕሮጀክታትን እዋናዊ ፃውዒታትን ልዕሊ 1 ቢሊየን ሓገዝ ከምዝገበረ ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ካብ ሞንጎ እዚ እቲ 192 ሚሊየን ብር ንህንፀት ግድብ ህዳሰ፣ 29 ሚሊየን ብር ንገበረታ ንሃገር፣ 282 ሚሊየን ንመከላኸሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኣብ ክልል ትግራይ ዝካየድ መሊስካ ህንፀት ሓገዝ ንኽገብር ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኣብ ክልል ትግራይ ዝካየድ መሊስካ ህንፀት ሓገዝ ንኽገብር መንግስቲ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ደመቀ መኮንን መንግስቲ ዝወሰዶ በይናዊ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ኣመልኪቶም ተቐማጥነቶም…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ህንዲ ብምኽንያት ቫይረስ ከሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 400 ሺሕ ዛይዱ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ብምኽንያት ቫይረስ ከሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 400 ሺሕ ዛይዱ። ኣብታ ሃገር በቲ ቫይረስ ህይወቶም ዝሓልፍ ሰባት ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ እናወሰኸ እንትኸውን፥ ኣብ ዝሓለፉ 39 መዓልቲታት ጥራሕ ህይወት 100 ሺሕ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ፍርያት ዕምበባን ኣትክልቲን ዝምረሐሉን ንምድንፋዕ ዘኽእል ፖሊሲን ስትራቴጂን ተሰናዲኡ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ፍርያት ዕምበባን ኣትክልቲን (ሆርቲካልቸር) ንምድንፋዕ ዘኽእል ፖሊሲን ስትራቴጂን ከምዝተሰናድአ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ሕርሻ ኣይ መንዳለ ሃብታሙ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት፥ እቲ ዓውዲ ትኹረት ተገይሩሉ ፀገማት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣባ ተፈተንቲ ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣባ ተፈተንቲ ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ ድሕሪ ፈተነኦም መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣካይዶም። እቶም ተምሃሮ ኣብ ከባቢ ቤት ትምህርቶም መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ከምዘሳለጡ ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ስሩዕ ኣኼቡኡ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ክልል ደቡብ 5ይ ዙር 6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 12 ስሩዕ ኣኼቡኡ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ። እቲ ጉባኤ ፅባሕ ሓዊሱ ንክልተ መዓልቲታት ከምዝፀንሕ ተፈሊጡ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝተፈላለዩ…