ስፓርት ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንስ ሊግ ዮሚፍ ቀጀልቻ ዓወት ቀኒዑዎ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ኖርዌይ ኦስሎ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንስ ሊግ ዮሚፍ ቀጀልቻ ዓወት ቀኒዑዎ። ዮሚፍ ብ 3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ዝተዓወተ እንትኸውን፥ እቲ ርሕቐት 7 ደቒቕ 26 ሰከንድን 25 ማይክሮ ሰከንድን ከምዝዛዘመ ካብ ኣትሌቲክስ ዩናይትድ ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2 ሺሕን 351 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)2 ሺሕን 351 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ። ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝተዋደደ ፃዕሪ እናተገበረ ይርከብ። ስለዝኾነ ድማ ትማሊ 2 ሺሕን 351 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ክምለሱ ከምዝተገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት መስመር ሓገዝ ንምግዳብ ንድልድል ተከዘ ኣዕኒዩዎ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት መስመር ሓገዝ ንምግዳብ ኮነ ኢሉ ንድልድል ተከዘ ከምዘዕነዎ ተገሊፁ። ሓረስቶት ትግራይ ክረምታዊ ሕርሻ ንኽሰርሑ ንምሕጋዝ ዝወፅአ ኣዋጅ ሰብኣዊ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ዝነፀገ እቲ ጉጅለ፥ ናብቲ ክልል ዝወስድ መስመር ሓገዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላም ኩሉ ግዘ ከም ህፃን ክትትል ከምዘድልዮ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ኩሉ ግዘ ከም ህፃን ክትትል ከምዘድሊዮ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር እዚ ዝበሉ፥ ኣብቲ ክልል መረፃ ብሰላማዊ መገዲ ንኽዛዘም ልዑል ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት ሽልማት ኣብ ዝሃቡሉ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ተግባራዊ ዝገበረቶ ቅዋም በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ተስፋ ዝህብ ስጉምቲ ከምዝኾነ ሩሲያ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ተግባራዊ ዝገበረቶ ቅዋም በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ተስፋ ዝህብ ስጉምቲ ከምዝኾነ ሩሲያ ገሊፃ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ክልል ትግራይ ተግባራዊ ዝወሰኖ ውሳነ ኣብቲ ክልል ለውጢ ንምምፃእ ተስፋ ዝህብ ስጉምቲ ከምዝኾነ ኢዮም ቀዋሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ናይ መወዳእታ ውፅኢታት መረፃ ዕላዊ እናገበረ ይርከብ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ናይ ኩሎም ክልላት መረፃ ውፅኢት መረፃ ክገልፅ ከምዘይከኣለ ገሊፁ። ካብ ሞንጎ እቶም ምኽንያታት፥ ከይዲ ምድማር ብዘይምዝዛሙን ብፀገም ሕፅረት ትራንስፖርት ውፅኢት መረፃ ናብ ማእኸል ተጠቓሊሉ…
ስፓርት ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ንምስታፍ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጃፓን ዝካየድ ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ንምስታፍ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ። እቲ ምድላው ኣመልኪቱ ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ኦሎምፒክ ዶክተር አሸብር ወ/ጊዮርጊስን ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኮማንደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ደቡብ ኮሪያ መዘነኦም ብስልኪ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኮሪያ ቹንግ ኢዩ ዮንግ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም መዘነኦም ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ዝፀንሐ ኩለመዳይ ርክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ዝኣወጆ በይናዊ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ከምትድግፍ ኬንያ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል መራሒ ሚሲዮን ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ኣምባሳደር ሲራጅ ራሺድ ምስ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካን ሕብረት ኣፍሪካን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኬንያን ኣምባሳደር ጆርጅ ኦሪና ተዛቲዮም፡፡ ኣምባሳደር ሲራጅ ራሺድ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ መንግስቲ ኣብ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽንና ፓርክታት ልማት ኢንዱስትሪን ኢንስቲትዩት ቴክኖቶጂን ኢኖቬሽንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽንና ፓርክታት ልማት ኢንዱስትሪን ኢንስቲትዩት ቴክኖቶጂን ኢኖቬሽንን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም መረዳድኢ ሰነድ ሰምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ዝፈረሙዎ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ሳንዶካን ደበበን ዳይሬክተር እቲ…