ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ንቤት ምኽሪ ፀፅታ መብርሂ ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡረት መንግስታት ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ስሩዕ ኣብ ዘይኮነ ኣኼባ ንቤት ምኽሪ ፀፅታ መብርሂ ሂቦም።
ኣምባሳደር ታዬ፥ መንግስቲ ኣብቲ ክልል ዘሎ ሰብኣዊ ኩነታት…