ኮሮናቫይረስ ኣብ ብሪታኒያ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝሞቱ ሰባት ድሕሪ ኣርባዕተ ወርሒ ምንካይ ኣርኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ብሪታኒያ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝሞቱ ሰባት ድሕሪ ኣርባዕተ ወርሒ ምንካይ ከምዘርኣየ ተገሊፁ። ትማሊ ኣብ ዝነበረ ናይ ሰንበት ምስ ኣርባዕተ ናይ ሰንበት ሪፖርት እንትነፃፀር 61 ሚኢታዊ ከምዝነከየ ተሓቢሩ። ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 49…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሉኣላውነትን ምትሕብባርን ኣብ ዝፈታተኑ መራኸብቲ ሓፋሽ ስጉምቲ ከምዝወስድ በዓል መዚ ብሮድካስት ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሉኣላውነትን ምትሕብባርን ኣብ ዝፈታተኑ መራኸብቲ ሓፋሽ ስጉምቲ ከምዝወስድ በዓል መዚ ብሮድካስት ኣፍሊጡ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣይተ ወንድወሰን ኣንዷ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ዝተወሰኑ ናይ ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ሃላይጌ ብዝተለዓለ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 100 ስኲየር ኪሎ ሜተሮ ሳዕሪን ቆጥቋን በሪሱ Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ሃላይጌ ብዝተለዓለ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 100 ስኲየር ኪሎ ሜተሮ ሳዕሪን ቆጥቋን ከምዝበሰ መተሓባበሪ እቲ ፓርክ ኣፍሊጦም። ኣብ ዝሓለፈ ሓሙስ 2 መጋቢት 2013 ዓ.ም ቀጥሪ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እቲ ፓክ ዝተለዓለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝቕፅል ክረምቲ ንዝካየድ ሳልሳይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ዓሸራ ምድላው ፈልሲታት ይካየድ ኣሎ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅል ክረምቲ ንዝካየድ ሳልሳይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ዓሸራ ምድላው ፈልሲታት እናተኻየደ ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ሚኒስቴር ሕርሻ ኣብ 2013/14 ዘበነ ፍርያት ንዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ዓሸራ ብብርኪ ሃገር…
ኮሮናቫይረስ ሕፅረት ሰብ ስራሕ መትፈሲ መሳርሒን ኦክስጅንን እናጋጠመ ስለዝኾነ ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ምጥንቃቕ የድሊ – ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ እዋን ናብ እዋን ኣብ መላእ ሃገር ብለበዳ ኮቪድ-19 ዝተሓዝ መጠን፣ ህይወቶም ዝስእኑን ግልጋሎት ፅኑዕ ሕክምና ዝደልዩ ተሓከምቲን ሰባት ቁፅሪ ብዘደንግፅ ኩነታት እናወሰኸ ከምዝርከብ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ትማሊ 30…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዳይሬክተር ዋና ኢንዶክትሪኔሽን ሰራዊት ምክልኻል ሜጀር ጄኔራል መሐመድ ተሰማ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝተዋፈሩ ሻለቃታትዓቀብቲ ሰላም ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ዋና ኢንዶክትሪኔሽን ሰራዊት ምክልኻል ሜጀር ጄኔራል መሐመድ ተሰማ ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣዘ ከባቢታት ጁባ ፣ ቦርን ያምቢዮ ዝተዋፈሩ ሻለቃታት ዓቀብቲ ሰላም ኢትዮጵያ ተዛቲዮም። እቶም ሜጀር ጀነራል፥ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝተዋፈረ ኣዛዚ መበል…
ቢዝነስ ልዕሊ 10 ሚሊየን ዶላር ዘውፅኡ ፍርያታት ናብ ወፃኢ ምልኣኹ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሃኒፆም ናብ ስራሕ ካብ ዘኣተዉ 13 ኢንዱስትሪ ፓርክታት ልዕሊ 10 ሚሊየን ዶላር ዘውፅኡ ፍርያታት ናብ ወፃኢ ምልኣኹ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። ሓላፊ መምርሒ ማርኬቲንግን ኮሙዩኒኬሽንን እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ በሃይሉ ከበደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ባሌ ዝርከቡ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ንምፍላጥ ዝዓለመ ጉያ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ባሌ ዝርከቡ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ንምፍላጥ ዝዓለመ ውድድር ጉያ ኣብ ከተማ ሮቤ ተኻይዱ። እቲ ውድድር ብኮሚሽን ቱሪዝም እቲ ክልል ከምዝተዳለወ ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ኢቲ ዞባ ለዘዎ ሃፍቲ ንምፍላጥ ዝዓለም ውድድር ከምዝኾነ ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተለኣኣኽቲ ጉጅለ ህወሓት ኢኮኖሚ ሃገር ንምርባሽ ዘይሕጋዊ ተግባራት እናሰርሑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተለኣኣኽቲ ጉጅለ ህወሓት ናይ ሕሶት ገንዘብ ብምክፍፋልን ህዝቢ ተጎዳእቲ ንምግባርን ኢኮኖሚ ሃገር ንምርባሽ ዘይሕጋዊ ተግባራት እናሰርሑ ምዃኖም ሓላፊ መምርሒ ወፍሪ እዚ ሰሜን ኮሎኔል ካሳ መላኩ ገሊፆም። ኣብዚ ሰሙን ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ኣካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ዓመት በዓል ምስረታ ካውንስል ኣመንቲ ወንጌል ኣቢያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ዓመት በዓል ምስረታ ካውንስል ኣመንቲ ወንጌል ኣቢያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል፣ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ…