Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

June 2022

ወ/ሮ መሰረት ዳምጤ  ዋና ኦዲተር ቤት ዕዮ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ብምዃን ተሸይመን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወ/ሮ መሰረት ዳምጤ  ዋና ኦዲተር ቤት ዕዮ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ብምዃን ተሸይመን ብተወሳኺ ኣይተ ኣበራ ታደሰ ኢትቻ  ምክትል ዋና ኦዲተር ብምዃን ከምዝተሸሙ ተገሊፁ። እቶም ተሸየምቲ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብምቕራብ ቃለ ማሕላ…

በዓለ ሹመት ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ሞሃመድ ሎሚ መዓልቲ ክፍፀም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ሶማሊያ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ብምዃን ዝተመሩ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ሞሃመድ በዓለ ሹመቶም ሎሚ መዓልቲ ክፍፀም ኢዩ። ኣብ ሞቃድሾ ኣብ ዝካየድ ስነ ስርዓት መራሕቲ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ክርከቡ ኢዮም…

ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ብምዃነ ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ብምዃነ ተሸይሞም። ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ከምዝበሎ፥ ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ሚኒስትር ዴኤታ ዓውዲ ዲፕሎማሲ ፖለቲካን ኢኮኖሚን  ብምዃን ኢዮም ተሸይሞም። ክሳብ 30…

ብፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ቱርኪ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኢታማዡር ሹም ሰራዌት ምክልኻል ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ መዓልቲ ቱርኪ ኣትዩ። እቲ ልኡኽ መንግስቲ ቱርኪ ኣብ ዘሰናድኦ ኢ ኤፍ ኢ ኤስ 2022 ኣብ ዝተብሃለ ወታደራዊ ልምምድ ንምስታፍ ኢዩ ናብ ቱርኪ ኣትዩ…

ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ድሕንነትን ፀፅታን ብምዝታይ ካብ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ዝተውሃበ መግለፂ

ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ድሕንነትን ፀፅታን ብምዝታይ ካብ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ዝተውሃበ መግለፂ ዝተኸበርኩም ህዝቢታ ሃገርና፣ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት፣ ቅድሚ ሓደ ወርሒ፣ 14 ሚያዝያ 2014 ዓ.ም፣ ሃገራዊ ኩነታት ፀፅታ ብዕምቆት ምግምጋሙ ይዝከር፡፡ ኣብ ግምገምኡ ድማ…

ፌስቲባል ጥበባትን ባህሊን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ዝቕፅል ሰሉስ ብዕሊ ክኽፈት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌስቲባል ጥበባትን ባህሊን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ዝቕፅል ሰሉስ ብዕሊ ከምዝጅመር ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሚኒሰስቴር ጉዳያ ወፃኢን ብሓባር ኣብ ዘሰናድኡዎ ጋዜጣዊ መግለፂ ኣፍሊጦም። ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ኣይተ ቀጀላ መርዳሳ፥ ኣብቲ ፌስቲቫል…

1 ሺሕን 30 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 30 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 68 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 753 ደቂ ተብዕትዮን 209…

ፓርቲ ኢዜማ ኣብ ቀፃሊ ንምምራሕ ዝወዳደሩ ሕፁያት ምልዕዓል “ምረፁና” ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ኢዜማ ኣብ ቀፃሊ ንምምራሕ ዝወዳደሩ ሕፁያት ምልዕዓል “ምረፁና” ጀሚሮም ። እቲ መልዕዓል ካብ ሎሚ 1 ክሳብ 24 ሰነ 2014 ዓ.ም ዝፀንሕ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ንውድድር ኣቦ መንበርነት፣ መራሒን ፀሓፊን ዝወዳደሩ ሕፁያት ዕላዊ ኮይኖም።…

ኣብ መበል 22 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ፈላሞት ሜዳሊያታት ወርቂን ብሪን ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 22 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ፈላሞት ሜዳሊያታት ወርቂን ብሪን ረኺባ። እቶም ሜዳሊያታት ብ10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ ዝተረኸቡ ኢዮም። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ሞገስ ጥዑማይን ኣትሌት ጭምዴሳ ደበላን ተኸታቲሎም ብምእታው…

ወፃኢን ኣታዊን ንግዲ ንምስላጥ ዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ኣገልግሎት ወደብ ንምጥቃም ይእራሕ ኣሎ – በዓል መዚ ማሪታይም ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወፃኢን ኣታዊን ንግዲ ኢትዮጵያ ንምስላጥ ዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ኣገልግሎት ወደብ ንምጥቃም ብዕቱብ እናተሰርሐ ምዃኑ በዓል መዚ ማሪታይም ኢትዮጵያ ገሊፁ። ምክትል ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ያብባል ኣዲስ፥ ፍርያታት ሓፂንን ፈሓምን ብወገን ወደብ ቡታጁራ…