ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድብ ጥዕና ዓለም ዝለኣኾ 4 ነጥቢ 8 ሜትሪክ ቶን እታወታት ሕክምና ናብ ትግራይ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ዝለኣኾ 4 ነጥቢ 8 ሜትሪክ ቶን እታወታት ሕክምና ናብ ክልል ትግራይ መቐለ ኣቲዩ። እቲ ሓገዝ ሓደ ሜትሪክ ቶን ዝኸውን መድሓኒት ሕማም ሳምቡእ፣ 3 ነጥቢ 8 ሜትሪክ ቶን ድማ ንህፁፅ ስራሕቲ መጥባሕቲ ዘገልግሉ እታወታት ጥዕና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ካልኣይ ዓለም ዘበን ስራሕ ንሰላም፣ ፀፅታን ድሕንነትን ጠመተ ብምሃብ ክስራሕ ኢዩ-ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Desta Jul 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ዓለም ዘበን ስራሕ ንሰላም፣ ፀፅታን ድሕንነትን ጠመተ ብምሃብ ክስራሕ ኢዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። እቶም ኣፈ ጉባኤ ሎሚ መዓልቲ ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያያውያን ብሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ምስ ኩባኒያ ጃፓን ውዕሊ ስምምዕነት ዕድጊት 360 ሚሊየን ብር ከቲሙ Desta Jul 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ፊቸርበድ ኢንተርናሽናል ሊሚትድ ኩባኒያ ጃፓን ውዕሊ ስምምዕነት ዕድጊት ማሽነሪ ፅገና መገዲ 360 ሚሊየን ብር ከቲሙ። እቲ ዕድጊት ስምምዕነት ብዓለም ለኸ ኤጀንሲ ትሕብብር ደገፍ ገንዘብ ዝተመቻቸወ ዕድጊት ማሽነሪ ፅገና መገዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 76 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 76 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ሓደ ህፃን እንትኸውን፥ እቶም 1 ሺሕን 75 ደቂ ተባዕትዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንተሳልጦም ተግባራት ለውጢ ውፅኢታዊ ንኽኾኑ ጀርመን ሓገዝ ከምትገብር ኣምባሳደር ስቴፋን ኣሁርን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንተሳልጦም ተግባራት ለውጢ ውፅኢታዊ ንኽኾኑ ጀርመን ሓገዝ ከምትገብር ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፋን ኣሁርን ገሊፆም። ሚኒስት ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ ምስቶም ኣምባሳደር ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሙስጠፌ ምስ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌ ንዝተሰለፉ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሓይሊ ዑደት ገይሮም Desta Jul 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌ ንዝተሰለፉ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሓይሊ ዑደት ገይሮም። ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ዝድምስስ ዘሎ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌ ንምሕጋዝ ሰራዊት ምክኻል ሃገር ናብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 17 ዓለም ለኸ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ሃገራት ኣፍሪካ ንክሳተፋ ፀዊዓ Desta Jul 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 17 ዓለም ለኸ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ሃገራት ኣፍሪካ ንክሳተፋ ፀዊዓ። ቅድሚ እቲ ስሩዕ ጉባኤ ዝሳለጡ ጉባኤታት ኣካል ዝኾነ መበል 11 ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ኣፍሪካ ብኣካልን ኦን ላይንን ጥምረት ኣብ ማላዊ ተኻይዱ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታት ትግራይ ብምኽኒያት ጎንፂ ጉድኣት ዘጋጠሞም መስመራት ማይ ተፀጊኖም ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሮም Desta Jul 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብን ማእኸለን ክልል ትግራይ ብምኽኒያት ጎንፂ ጉድኣት ዘጋጠሞም መስመራት ማይ ተፀጊኖም ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመሩ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ገሊፁ። እቶም ናቑጣታት ማይ ናብ ኣገልግሎት ንምእታው፥ ቱቦታት ማይ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማዊ ውፅኢት ፈተና ሻመናይ ክፍሊ ኣዲስ ኣበባ ዕላዊ ኮይኑ Desta Jul 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማዊ ውፅኢት ፈተና ሻመናይ ክፍሊ 2014 ዓ.ም ኣዲስ ኣበባ ዕላዊ ኮይኑ። ቢሮ ትምህርቲ እታ ከተማ ከምዝበሎ፥ ንፈተና ካብ መንጎ ዝቐረቡ እቶም 63 ነጥቢ 9 ሚኢታዊት 50ን ካብኡ ንላዕሊን ውፅኢት ኣመዝጊቦም። እዚ ብመንፅር ኣእ ዝሓለፉ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሓዳሽ ፕሬዚዳንት ህንዲ ድሮፓዲ ሙርሙ ቃለ ማሕላ ፈፂመን Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ )ድሕሪ 15 ዓመታት ሓዳሽ ጓ ኣንስተይቲ ፕሬዚዳንት ህንዲ ኮይነን ዝተመረፃ ድሮፓዲ ሙርሙ ቃለ ማሕላ ከምዝፈፀማ ተገሊፁ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ርእሰ ከተማ እታ ሃገር ኒው ደልሂ ኣብ ዝርከብ ማእኸላዊ ፓርላማ ኣዳራሽ ቃለ ማሕላ ዝፈፀማ ድሮፓዲ ሙርሙ፥…