ብሔራዊ ዝተዓለመሉ ድጎማ ነዳዲ ኣብ ዝምልከት ዝተርኣየ ፅቡቕ ጅማሮ ምስፋሕ ከምዝግባእ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዝቢ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ዝህባ ተሽከርከርቲ ተረባሕቲ ዝገብር ብሔራዊ ዝተዓለመሉ ድጎማ ነዳዲ ኣብ ፅቡቕ ጅማሮ ከምዝርከብ ተሓቢሩ።
ሃገራዊ ዕላማ ዝገበረ ኣተሓባባሪ ኮሚቴ ድጎማ ነዳዲ ፀብፃብ ኣፈፃፅማኡ ገምጊሙ።
እቲ ዕላማ ዝገበረ ድጎማ…