ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተምሃሮኦም ኣመሪቖም Desta Jul 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብዝተፈላለዩ ዓውዲ ትምህርቲ ዘሰልጠንዎም ተምሃሮኦም ኣመሪቖም። ዩኒቨርሰቲ ደብረ ማርቆስን፤ መምህራን ትምህርቲ ኮሌጅ ደሴ ሎሚ ዕለት ተምሃሮኦም ኣመሪቖም። ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሰቲ ደብረ ማርቆስ ዶክተር ታፈረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ዲያስፖራ ተወለድቲ ጋምቤላ ብፀገም ፀጥታ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ኣካላት ፀጥታ ደገፍ ገይሮም Desta Jul 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ዲያስፖራ ተወለድቲ ጋምቤላ ኣብ ከተማ ጋምቤላ ብዝነበረ ፀገም ፀጥታ ጉድኣት ንዝበፅሖም ኣካላት ፀጥታ ደገፍ ገይሮም። መተሓባበሪ እቲ ደገፍ ኢንጂነር የን ሪያንግ፥ እቲ ደገፍ ልዕሊ 100 ሽሕ ብር ከምዝኾነ ሓቢሮም። ኣብ ቀፃሊ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር ክወፅእ ዝነበረ ግምታዊ ዋጋ ልዕሊ 33 ሚሊየን ዝኸውን ወርቅን ገንዘብ ካልኦት ሃገራትን ተታሒዙ Desta Jul 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር ክወፅእ ዝነበረ ግምታዊ ዋግኡ ልዕሊ 33 ሚሊየን ዝኸውን ወርቅን ገንዘብ ዝተፈላለያ ሃገራትን ከምዝሓዘ ኮሚሽን ጉሙሩክ ኣፍሊጡ። እቲ ግምታዊ ዋግኦም 33 ሚሊየንን 842 ሽሕን 600 ብር ዝኾኑ ገንዘብ ዝተፈላለያ ሃገራትን…
ቢዝነስ ኣክሲዮን ማሕበር ባንኪ ፀሐይ ስርሑ ብዕሊ ጀሚሩ Desta Jul 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣክሲዮን ማሕበር ባንኪ ፀሐይ ስርሑ ብዕሊ ጀሚሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ዶክተር ይናገር ደሴ፣ ኣመራርሓታት ቦርድ እቲ ባንኪን ዕዱማት ኣጋይሽን ተረኺቦም። ዶክተር ይናገር ደሴ፥ ካብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ዓማውቲ ንነዘ ሓደሽቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መዛዘሚ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ምን ስራሕቲ ምድላው ምዕራፍ 2015ን ብዝምልከት ይዛተ ኣሎ Desta Jul 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 2014 በጀት ዓመት መጠቓለሊን ኣብ 2015 ስራሕቲ ምዕራፍ ምድላውን ገምጋምን ዘተን እናተኻየደ እዩ። ኣብቲ መድረኽ፥ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ኣዲስ ኣበባ ኣይተ መለስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዝተፈላለዩ ዓውድታት ቴክኒክን ሞያን ዝሰልጠኑ ልዕሊ 10 ሽሕ ተምሃሮ ተመሪቖም Desta Jul 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ዕዮ ልምዓት ቴክኖሎጂ ስልጠና ቴክኒክን ሞያን ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለያዩ ዓውድታት ዘሰልጠኖም ልዕሊ 10 ሽሕ ተምሃሮ ሎሚ ኣመሪቑ። እቲ ቤት ዕዮ፥ ካብ ደረጃ 2 ክሳብ ደረጃ 5 ብ124 ዓውድታት ዘሰልጠኖም ተምሃሮኡ እዩ ኣመሪቑ ዘሎ። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ዘሰልጠኖም ልዕሊ 1 ሺሕን 600 መኮነናት ኣመሪቑ Desta Jul 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለየ መርሃ ግብሪታት ዘስልጠኖም 1ሽሕ 631 መኮነናት ፖሊስ ኣመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምርቓ ዝተረኽባ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ሓዊሱ ዕድመ ዝተግብረሎም ኣጋይሽ ተረኺቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ወፃኢ ንግዲ ልዕሊ 25 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ዘምፅኡ ለኣኽቲ ኣፍልጦ ተዋሂቡዎም Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣብ በጀት ዓመት 2014 ካብ ወፃኢ ንግዲ ልዕሊ 25 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ዘምፅኡ ለኣኽቲ ኣፍልጦ ሂቡዎም። መዓልቲ ንግዲ ወፃኢ ኢትዮጵያ “በዓል ፍሉይ ጣዕሚ ዝኾነ ፍርያት ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ፓናል…
ስፓርት ሃራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ደቡብ ሱዳን መዘነኣ ማዕረ ተፈላሊያ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ቻን ምስ ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ሱዳን ዝገጠመት ሃራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብዘይሽቶ ማዕረ ተፈላሊያ። ኣብ ታንዛኒያ ስታዲየም ቤንጃሚን ምካፓ ዝተኻየደ ፀወታ፥ ሃራዊት ጋንታ ብዙሕ ታሪኽ ኩዕሾ እግሪ ንዘይብላ ሃገራዊት ጋንታ ሱዳን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ሚኒስቴር ሰላም መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣሳሊጦም፡፡ ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ነበርቲ ዞባ ኣርሲ ወረዳ መርቲን ኣብቲ ወረዳ ተኸላ ፈልሲ እንተካይዱ፥ ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድን ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ…