ሴኔጋላዊው ሳዲዮ ማኔ ብሉፅ ኣፍሪካ ተፃዋቲ ኩዕሾ እግሪ እዚ ዓመት ተባሂሉ ብካፍ ተመሪፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15፣ ሓምለ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ነበር ተፃዋቲ ጋንታ ሊቨርፑልን ናይሕዚ ሓዱሽ ፈራሚ ጋንታ ባየር ሙኑክን ሴኔጋላዊው ሳዲዮ ማኔ ብሉፅ ኣፍሪካ ተፃዋቲ ኩዕሾ እግሪ እዚ ዓመት ተባሂሉ ብካፍ ተመሪፁ።
ሳዲዮ ማኔ ኣብ ጋንትኡ ሊቨርፑል ውፅኢታዊ ዓመተ ውድድር ካብ ምሕላፉ ብተወሳኺ፥ ሃገሩ…