ኣባላት ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ ዘበን ኣብ ዝካየድ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ብቐዳምነት ንክሳተፉ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መላእ ኣባላት ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ ዘበን ኣብ ዝካየድ መርሃ ግብሪምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ተኸላ ፈልሲ ብቐዳምነት ንክሳተፉ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እቲ ዋና ቤት ፅሕፈት ኣብ ኣዲስ…