ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተነቢሩ ዝነበረ ኣዋጅ እቶ እቶ ተላዒሉ Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ኣብ ከተማ ጋምቤላ ምስ ዝነበረ እዋናዊ ኩነታት ተተሓሒዙ ተነቢሩ ዝነበረ ኣዋጅ እቶ እቶ ከምዝተልዓለ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብ ክልል ጋምቤላ ምንቅስቓስ ሰብን ተሸከርከርቲን ካብ ምሸት ሰዓት 2 ጀሚሩ ክሳብ ንጉሆ ሰዓት 11፡30…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓለው ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመር ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብድርቂን ጎንፂን ኣብ ፀገም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ኣኼብኡ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ 6ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ዓመት 3ይ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ። ንክልተ መዓልቲ ኣብ ዝፀንሕ ኣኼባ እቲ ጨፌ፥ ፀብጻብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2014 ብምስማዕ ዓሚቕ ዘተ ክገብር ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡ ኣብ ትልሚ 2015 ዓ.ም ኣድሂቡ…
ስፓርት ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍፃመ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ ታደሰ ለሚ 8ይ ኮይኑ ዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ንጉሆ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍፃመ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ታደሰ ለሚ 8ይ ብምውፃእ ውድድሩ ዛዚሙ። ውድድር ፍፃመ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ ሎሚ መዓልቲ ወጋሕታ ሰዓት 11፡30 ተኻይዱ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ታኒዛኒያ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Desta Jul 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታኒዛኒያ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 66 ኢትዮጵያዊያን ሎሚ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ዓለም ለኸ ዳይሬክተር ትካል ስደተኛታት ታኒዛኒያ ዶክተር ቃሲም ሱፊ፥ እቶም ዜጋታት ኣብ ምምላስ ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት፣ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር፣…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ዘንበሮ ማዕቐብ ንምልሕላሕ ከምዘአንፈተ ተገሊፁ Desta Jul 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ዘንበሮ ማዕቐብ ብምልሕላሕ ብብርኪ ዓለም ዘሎ ቅልውላው ነግዲ ዘበናዊ ድኹዕን ምግበን ንምቅልጣፍ ከምዘአንፈተ ተገሊፁ። እቶም መመሓየሺታት ማዕቐብ መፃኢ ዕለተ ረቡዕ ክፀድቁ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብፍላይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ምምዝባል ንምንካይ የኽእል ዝተብሃለ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ምስ ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት (ኣይ ኦ ኤም)ን ምስ ትካል ልምዓት ደቡብ ኮሪያው (ኮይካ)ን ብምዃን ኣብ ኢትዮጵያ ምምዝባል ንምንካይ ዘኽእል ፕሮጀክት ብዕሊ ስራሕ ጀሚሩ። እቲ ፕሮጀክት ብተፈጥሮ ሓደጋታት ብጎንፂ ዝተጎድኡ ከባቢታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ተወሳኺ ሓገዝ 55 ሚሊየን ዶላር ንኢትዮጵያ ኣበርኪታ Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኢትዮጵያ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ትገብሮ ፃዕሪ ንምሕጋዝ ዝውዕል ተወሳኺ 55 ሚሊየን ዶላር ንኢትዮጵያ ኣበርኪታ። እቲ ሓገዝ ብዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ኣቢሉ ከምዝተገበረ ተገሊፁ፡፡ ትካል ዓለም ለኸ ተራድኦ ኣሜሪካ ዝገበሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምትሕብብር ኢኮኖሚ ኢትዮጵያን ህንድዲን ዝጠመተ ልዝብ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ህንዲን ምትሕብባር ኢኮኖሚ ክልተኣዊ ርክብን ብዝበለፀ ንምጥንኃር ዘኽል ልዝብ ኣብ ህንዲ ኒውደልሂ ተኻይዱ። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበልን ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ህንዲ ኣኑፕሪያ ፓተልን ኢዮም ተዛቲዮም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኣብ ዝቕፅል በጀት ዓመት 60 ሚኢታዊ ልኡኽቱኡ ከምዝፍፅም ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 60 ሚኢታዊ ልኡኽቱኡ ከምዝፍፅም ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ካብ ስትራቴጂክ ትልሚ ሰለስተ ዓመት ኣብ በጀት ዓመት 2015 ተግባራዊ ትልሙ ናብ ኮሚቴ መተሓባበሪን ኣማኻን ባይቶ ወለልቲ ህዝቢ…