ዓለም ለኻዊ ዜናታት ስዊድንን ፊንላንድን ናብ ኔቶ እንተተፀምቢረን ንሩሲያ ኣየስጋኣን – ቭላድሜር ፑቲን Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዊድንን ፊንላንድን ናብ ትካል ቃል ኪዳን ጦር ሰሜን ኣትላንቲክ (ኔቶ) እንተተፀምቢረን ንሩሲያ ኣየስጋኣን ክብሉ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሜር ፑቲን ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ፑቲን እዚ ዝበሉ፥ ንመራሕቲ ኣባል ሃገራት ኣብ ሞስኮ ናይ ዝርከብ ሓበራዊ…
ስፓርት ኢትዮጵያ ኣብ ንመበል 18 ግዘ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም 2ይ ደረጃ ሒዛ ትርከብ Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኦሪጎን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 18 ግዘ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም 2ይ ደረጃ ሒዛ ትርከብ። ኢትዮጵያ ኣብቲ ሻምፒዮና ክሳብ ሕዚ 3 ወርቂን ሰለስተ ብሩርን ሜዳሊያታት ብምምፃእ ኢያ ካብ ኣሜሪካ ቀፂላ ኣብ ካልኣይ ደረጃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ ምዕራብ ካብ ዝኾነ ይኹን ኣንፈት ዝነፃፀር ሓደጋ ብዘተኣማምን ኩነታት ምምካት ዘኽእል ዓቕሚ ሃኒፅና ኢና- ሌተናል ጀኔራል መሰለ መሰረት Desta Jul 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምዕራብ ካብ ዝኾነ ይኹን ኣንፈት ዝነፃፀር ሓደጋ ብዘተኣማምን ኩነታት ምምካት ዘኽእል ዓቕሚ ሃኒፅና ኢና ዋና ኣዛዚ እቲ እዚን ተሸላሚ ሜዳይ ዓድዋን ሌተናል ጀኔራል መሰለ መሰረት ገሊፆም። ሌተናል ጀኔራል መሰለ ምስ ኣፈፃፅማ ግዳጅ ምዕራብ እዚን…
ቢዝነስ ሚኒስቴር እቶት ኣብቲ በጀት ዓመት ልዕሊ 336 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ በጀት ዓመት ልዕሊ 336 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስትር እቶት ኣይ ላቀ ኣያሌው ኣፍሊጦም። እቲ ሚኒስቴር ኣብዚ በጀት ዓመት ክእከብ ካብ ዝተሓሰበ 360 ቢሊየን ብር፥ 336 ቢሊየን 710 ሚሊየን 21 ሺ ሕን 930 ብር ብምእካብ 93…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጋዜጠኛታት ዝተፈላለያ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ማእኸል እፅዋት ጉለሌ ፈልሲ ተኺሎም Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ሃገር ለኸ ሓምለዋይ ኣሰር ቤት ፅሕፈት ቀዳማ ሚኒስትር ኣብ ዘሰናደኦ መርሃ ግብሪ ካብ ዝተፈላለያ መራኸብቲ ሓፋሽ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዝተውፃእፅኡ ጋዜጠኛታት ኣብ ማእኸል እፅዋት ጉለሌ ፈልሲ ተኺሎም። ከፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክሳብ ትማሊ 4 ነጥቢ 2 ቢሊየን ፈልሲ ተተኺሉ-ሚኒስቴር ግብርና Desta Jul 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ብመሰረት ዝተገበረ ርብርብ ክሳብ ትማሊ ብሓፈሻ 4 ነጥቢ 2 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ። “ኣሰርና ንትውልድና” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝትከል ዘሎ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር 2014 ዓ.ም ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈፃሚት ጉዳይ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጎንደር ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃሚት ጉዳይ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ አን ጃኮብሰን ዑደት ንምግባር ናብ ከተማ ጎንደር ኣቲየን። እተን ኣምባሳደር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ቴዎድሮስ እንትበፅሓ ከንቲባ እታ ከተማ ዘውዱ ማለደን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ…
ስፓርት ብውድድር መሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኡ Desta Jul 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብውድድር መሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኡ። ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ነቲ ርሕቐት ብ8፡26.01 ብምዝዝም ካልኣይ ብምዃን ኢዩ ተዓዊቱ። ኣብቲ ውድድር ሞሮኮ ሜዳሊያ ወርቂ፣ ኬኒያ ሜዳሊያ…
ስፓርት ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ብውድድር 1 ሺሕ 500 ሜትሮ ካልአይቲ ብምውፃእ ሜዳሊያ ብሩር ተዓዊታ Desta Jul 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ብውድድር 1 ሺሕ 500 ሜትሮ ደቂ ኣንስቲዮ ካልአይቲ ብምውፃእ ሜዳሊያ ብሩር ተዓዊታ። ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያ ሳልሳይ መዳሊያ ብሩር ዓቲራ። ኣብቲ ውድድር ኬኒያ ወርቂ ብሪታኒያ ድማ…
ስፓርት ኣትሌት ጎይቶም ገ/ስላሰ ኣብ ውድድር ፍፄመ ማራቶን ሻምፒዮና ዓለም ተዓዊታ Desta Jul 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣብ ውድድር ፍፄመ ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣትሌት ጎይተቶ ገብረስላሰ ንሃገራ ሳልሳይ ሜዳልያ ወርቂ አመዝጊባ፡፡ ቅድሚ ሰዓታት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ሜዳልያ ጎይተቶም ገብረስላሴ ብዓወት ዛዚማ።…