ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ትምህርቲ ዩኒቨርሲቲ ኮተቤ 2 ሽሕን 881 ተምሃሮ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ትምህርቲ ዩኒቨርሲቲ ብዝተፈላለዩ ዓውዲ ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 2 ሽሕን 881 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ሚኒስቴር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ሓዊሱ ተመረቕቲ ተምሃሮ፣ ስድራኦምን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅድሚ 30 ዓመታት ዝተዘርአ ኣተሓሳስባ ምፍልላይ እናጠፍአ ብኣተሓሳስባ ሕውነት ንኽትካእ ይስራሕ ኣሎ – ዶ/ር ቢቂላ ሁሪሳ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ቅድሚ 30 ዓመታት ተዘሪኡ ዝነበረ ኣተሓሳስባ ምፍልላይ እናጠፍአ ብኣተሓሳስባ ሕውነት ንኽትካእ ይስራሕ ምህላዉ ሓላፊ ዘፈር ህዝብን ዓለም ለኻዊ ርክብን ፓርቲ ብልፅግና ዶክተር ቢቂላ ሁሪሳ ገሊፆም፡፡ ቤት ዕዮ ዓለም ለኻዊ ርክብ ፓርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ታንዛኒያ ንዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕቲ ሎሚ መዓልቲ ክጀመር እዩ – ኣምባሳደር ሽብሩ ማሞ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታንዛኒያ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ዜጋታት ምስ ትካል ዓለም ለኸ ፍልሰኛታት ብምትሕብባር ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕቲ ከምዝጅመር ኣምባሳደር ሽብሩ ማሞ ተዛሪቦም፡፡ ብፕሬዝዳንት ጉባኤ ጳጳሳት ካቶሊክ ኢትዮጵያ ብፁዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዛምቢያ ሉሳካ እናተኻየደ ዝፀንሐ ስሩዕ ኣኼባ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዛምቢያ ሉሳካ እናተኻየደ ዝፀንሐ ስሩዕ ኣኼባ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ተዛዚሙ። ብምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብቲ ኣኼባ ተሳትፉኡ ዛዚሙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ግብረ ራዕዳውያን ብምስዓር ሰላምን ድሕንነትን ሃገር ንምርግጋፅ ዘኽእል ቁመና ሃኒፁ-ሜ/ጀኔራል ፍቃዱ ፀጋዬ Desta Jul 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ግብረ ራዕዳውያን ብምስዓር ሰላምን ድሕንነትን ሃገር ንምርግጋፅ ዘኽእል ቁመና ከምዝሃነፀ ምክትል ኣዛዚ ምብራቕ እዚ ሜ/ጀኔራል ፍቃዱ ፀጋዬ ገሊፆም። እቶም ምክትል ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሎሚ እውን ከም ልሙድ ፀላእቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንእትሰርሖም ተግባራት ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ከምዝድግፍ ውሕመ ኣፍሊጡ Desta Jul 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ንምዕዋት ዓሊማ ንእትሰርሖም ተግባራት ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ከምዝድግፍ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም አሰፋ፥ ኣብ ኒዮርክ ምስ ዝሳለጥ ዘሎ ገምጋም ሸቶታት ዘላቒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግሎባል ኣሊያንስ ኣብ ወረዳ መቕደላ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ደገፍ ምግቢን ክዳውንቲን ገይሩ Desta Jul 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግሎባል ኣሊያንስ ኣብ ወረዳ መቕደላ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ልዕሊ 3 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ደገፍ ምግቢን ክዳውንቲን ገይሩ። ልዕሊ 2 ሺሕን 500 ኮበርታን 368 ኩንታል ሑሩጭን ሓገዝ ከምዝገበረ ተገሊፁ። ኣተሓባባሪ እቲ ደገፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኣፅዋር ኲናትን ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝተኣከበ 10 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካን ተታሒዙ Desta Jul 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኣፅዋር ኲናትን ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝተኣከበ 10 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካን ተታሒዙ። እቲ ዘይሕጋዊ ኣፅዋርን ገንዘብን ብናይ ህዝቢ ሓበሬታ ከመዝተትሓዘ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። መምርሒ ፖሊስ እቲ ክፍለ ከተማ ቡልቡላ ኮንዶሚኒየም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ኣይተ ርስቱ ይርዳን ኣብ ዞባ ከምባታ ጠምባሮ ፈልሲ ተኺሎም Desta Jul 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳን ኣካል መበል 4ይ ዙር መርሃ ግብሪ ተኸላ ሓምለዋይ ኣሰር ዝኾነ ኣብ ዞባ ከምባታ ጠምባሮ ወረዳ ቃቻ ቢራ ፈልሲ ተኺሎም። ናይ ሎሚ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር…
ቢዝነስ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ባንክታት ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ክኸውን ይግባእ- ዶክተር ይናገር ደሴ Desta Jul 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣወሃህባ ኣገልግሎት ባንክታት ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ክኸውን ከምዘለዎ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ዶክተር ይናገር ደሴ ኣተሓሳሲቦም። 10 ሽሕ ዝኾኑ ሰብ ኣክስዮናት ዘለዎ ባንኪ ኣሃዱ ሎሚ ብዕሊ ስርሑ ጀሚሩ። ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ዶክተር ይናገር ደሴ…