Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2022

ህፃናትን ፈልስታትን ሓደ ስለዝኾኑ ክልቲኦም ተመሳሳሊ ክንክን የድልዮም-ዶክተር ለገሰ ቱሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፃናትን ፈልስታትን ሓደ እዮም ክልቲኦም ተመሳሳሊ ክንክን የድልዮም እዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ገሊፆም። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣመራርሓ ተፀዋዕቲ ትካላትን ክኢላታትን ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ወረዳ…

ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምቕራፍ ብትኹረት እናተሰርሐ ኢዩ- ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ቴክኖሎጂታት ብምጥቃም ኣባይቲ ብምሕዳስን ኣብ ሓፂር እዋን ዝዛዘሙ ገዛውቲ ብምህናፅ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምቅላል ብትኹረት እናተሰርሐ ከምዝኾነ ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ተዛሪበን። ንቐፃሊ ብካልኦት ኣማራፅታት ፀገም መንበሪ…

ፍፃመ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ 10 ሽሕ ሜትሮ ሎሚ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍፃመ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ 10 ሽሕ ሜትሮ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4:20 ክካየድ እዩ። ኣብ ኦሪገን ኣሜሪካ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 18 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለም ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ኢትዮጵያ ናይ 10 ሽሕ ሜትሮ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ውድድር ፍፃመ…

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ሙያ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ሙያ ዘሰልጠኖም ልዕሊ 5 ሺሕ ተምሃሮ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ማሕበረሰብ እቲ ዩኒቨርሲቲን ተረኺቦም።…

ኣብ ትግራይ  ብሚልየን  ንዝቑፀሩ ሰባት  እኽሊ መግቢ ምቕራብ ብምኽኣሉ ከጋጥም ዝነበረ ሓደጋ ጥምየት ምድሓን ከምዝተኸኣለ  ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ  ብሚልየን  ንዝቑፀሩ ሰባት  እኽሊ መግቢ ምቕራብ ብምኽኣሉ ከጋጥም ዝነበረ ሓደጋ ጥምየት ምድሓን ከምዝተኸኣለ  ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ዳይሬክተር እቲ ትካል ኣድሪያን ቫን ደር ክናፕ…

ቤት ፅሕፈት እቶት ክልል ዓፋር ልዕሊ 2 ነጥቢ 3 ቢልየን ብር ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት እቶት ክልል ዓፋር ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ልዕሊ 2 ነጥቢ 3 ቢልየን ብር እቶት ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ መሓመድ ሓሰን ንግዜኢ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ክልል ብቁጠባ ዝረኽቦ እቶት ብዝግባእ ብምእካብ እናዓበየ…

ኣብ ልዕሊ 104 ካምፓሳትን ጨንፈራትን ናይ ውልቀ ላዕለዎት ትካላት ስጉምቲ እርማት ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ዝርከቡ 104 ካምፓሳታን ጨንፈራትን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ ስጉምቲ እርማት ከምዝተወሰደ በዓል መዚ ትምህርቲን ስልጠናን ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ልዕሊ እተን ትካላት ዝተወሰደ ስጉምቲ ፍቓድ ኣፍልጦ ዘይተውሃቦም…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሚሳተፉሉ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ካብ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሚሳተፉሉን ልዑል ውፅኢት ከምፅኡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ዝግበረሉን ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ። እቲ ሻምፒዮና ንተኸታተልቲ 10 መዓልቲታት ከምዝካየድ ተገሊፁ። ውድድር ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ…

ክልል ኦሮሚያ ንዕዉትነት ሃገራዊ ምክክር ኣድላዪ ሓገዝክገብር ኢዩ – ርዕሰ ምምሕዳር ሽመልስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ንዕዉትነት ሃገራዊ ምክክር ኣድላዪ ዘበለ ሓገዝ ከምዝገብር  ርዕሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣረጋጊፆም። ርዕሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ምስ ኣባላት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኣብ…

ፊቤላ ኢንዱስትሪያል ኮምፕሌክስ ዘይቲ ብልዒ ሹፍ ኣፍርዩ ናብ ዕዳጋ ምቕራብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊቤላ ኢንዱስትሪያል ኮምፕሌክስ ዘይቲ ብልዒ ሹፍ ኣፍርዩ ናብ ዕዳጋ ምቕራብ ምጅማሩ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ሓደ ዓመት ልዕሊ 95 ሚሊየን ሊትሮ ብፍላይ ፓልም ዘይቲ ኣፍርዩ ናብ ዕዳጋ ኣቕሪበ ዝበለ እቲ ትካል፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዘይቲ ሹፍ ምፍራይ…