Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2022

ሰላምን ፀፅታን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምሕላውን ገበን ንምክልኻልን ቁፅፅር ይግበር ኣሎ – ፖሊስ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላምን ፀፅታን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምሕላውን ተግባራት ገበን ንምክልኻልን ጥንኩር ቁፅፅር እናገበረ ምዃኑ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ምክትል ኮማንደር ማርቆስ ታደሰ፥ ኣብታ ከተማ ዝተፈላለዩ ገበናት…

ረብሓታት ጥዕና ሸዊት ዕፉን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሸዊት ዕፉን ምምጋብ ካብ ስሩዕ ረብሓ ምግቢ ብተወሳኺ ብዙሓት ረብሓታት ጥዕና ከምዘለዉዎ ሰብ ሞያ ጥዕናን ስነ-ምግቢን ይገልፁ። ዕፉን ብፋይበር ዝማዕበለ ብምዃኑ፥ ዕፉን ምምጋብ ንድርቀት ከብዲን ተተሓሒዞም ክስዕቡ ዝኽእሉ ከም ሕማም ኪንታሮት ከምኡ…

ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ድጎማ በጀትን ሓበራዊ እቶትን ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ይዝቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ድጎማ በጀትን ሓበራዊ እቶትን ኩሎም ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ኣብ ዝረኸቡሉ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ይዝቲ ኣሎ። ንብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ኩለመዳይ ኣገልግሎት እናሃ ዝርከብ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ድጎማ በጀትን…

ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ተወሳኺ ደገፍ 2 ሚሊየን ዩሮ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ተወሳኺ ደገፍ 2 ሚሊየን ዩሮ ሂቡ። እቲ ደገፍ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብምኽኒያት ጎንፂን ድርቂን ኣብ ፀገም ንዝርከቡን ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድሊዮምን ዜጋታት ዝኸውን ኢዩ ተባሂሉ።…

ነበር ኮሚሽነር ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ምትኩ ካሳ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኮሚሽነር ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ምትኩ ካሳ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም። እቶም ኮሚሽር ብገበን ግዕዝይና ተጠርጢሮም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ሓላፊ ረዳት ኮሚሽነር መምርሒ ምርመራ ገበን…

ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ቦሪስ ጆንሰን ዝትክኡ 8 ሕፁያት ተወዳደርቲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ቦሪስ ጆንሰን ዝትክኡ ሸሞንተ ሕፁያት ተወዳደርቲ ከመዝቐረቡ ኮሚቴ ኣፈፃሚ ምርጫ እታ ሃገር ገሊፁ። ዓቃቢ ሰልፊ ብመሪሕነት ንምውድዳር ሕፁያት ኮይኖም ዝቐረቡ፥ ሪሺ ሱናክ፣ ሊዝ ትሩስ፣ ኬሚ ባዴኖች፣ ፔኒ ሞርዳውንት፣…

ክሳብ ሐዚ 50 ሺሕን 337 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሐዚ 50 ሺሕን 337 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮም ማሕበራዊ ጉዳይን ከምዝበሎ፥ እቲ ስራሕቲ ምምላስ ካብ 21 መጋቢት 2014 ዓ.ም ኢዩ ጀሚሩ። ብመሰረት እዚ ኣብ እቶም ዝሓለፉ…

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዝተፈፀሙ ግህሰታት ሰብኣዊ መሰል ንምምርማር ዝተጣየሸ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ሚኒስትራት መበል ሳልሳይ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣6 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዝተፈፀሙ ግህሰታት ሰብኣዊ መሰል ንምምርማር ዝተጣየሸ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ሚኒስትራት መበል ሳልሳይ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ኣኼባ ኣብ ክልተ ኣጀንዳታት ዝዛተ እንትኸውን፥ ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ዝተፈፀሙ ስራሕቲ እቲ ግብረን ዘጋጠሙ…

“ግሪን ትራንስፖርት” ዝብል ስያመ ዘለወን ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ስራሕ ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ግሪን ትራንስፖርት" ዝብል ስያመ ዘለወን ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ሎሚ መዓልቲ ስራሕ ጀሚረን። እተን ተሽከርከርቲ "ግሪን ቴክ ኣፍሪካ" በዝተብሃለ ፋብሪካ ዝተሰርሓ ኢየን ተባሂሉ። ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ፥ ኣብ ሕውነት…

ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ልዕሊ 500 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ንክርከብ ከምዝገበሩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ካብ ሰደድ ወፃኢ ልዕሊ 500 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ንክርከብ ከምዝገበሩ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ገሊፁ። ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ምስ ቤት ምኽሪ ማሕበራት ዓውዲ ኣፍረይት ኢንዱስትሪታት፣ ሰብ ሃፍቲን…