Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2022

 “መናእሰይ ንህንፀት ሰላምን ሓለዋ ከባቢን” ብዝብል መሪሕ ቃል መናእሰይ ኣፍሪካ ዝሳተፍሉ ሴሚናር ሰላም ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “መናእሰይ ንህንፀት ሰላምን ሓለዋ ከባቢን” ብዝብል መሪሕ ቃል መናእሰይ ኣፍሪካ ዝሳተፍሉ ሴሚናር ሰላም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ምስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ብሓባር ብምኻን…

መርከብ ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ግዝኣት ቻይና ብምጥሓስ ከምዝኣተወ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርከብ ሓይሊ ሰራዊት ባሕሪ ኣሜሪካ ግዝኣት ቻይና ብምጥሓስ ሎሚ ከምዝኣተወ ተገሊፁ። ሰራዊት ምክልኻል ቻይና ከምዝበሎ፥ እታ መርከብ ብዘይካ ፍቓድ መንግስቲ ቻይና ኣብ ደቡባዊ ባሕሪ ቻይና ኣብ ዝርከባ ደሴታት ከባቢ ብወነና ኣቲያ። ኣፈኛ እዝ…

ዓብዪ ኮሚቴ ኣማራፂ ሰላም ስርሑ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዘጋጠመ ፀገም ብሰላማዊ መገዲ ንምፍታሕ ዝተጣየሸ ዓብዪ ኮሚቴ ኣማራፂ ሰላም ስርሑ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ኣማኻሪ ሚኒስትር ቀዳማይ ሚኒስቴር ብሄራዊ ድሕንነት ኣምባሳደር ሬድን ሑሴን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ዓብዪ ኮሚቴ…

ኢትዮጵያ ን ጅቡቲን ተርሚናል መፍረ እንስሳት ዶራሌህ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ን ጅቡቲን ተርሚናል መፍረ እንስሳት ዶራሌህ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ዘኽእል መዘክር ስምምዕነት ከቲመን። እቲ ተርሚናል፥ ኢትዮጵያ ሃፍቲ እንስሳት ብዝግባእ ናብ ወፃኢ ንክትልእኽ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ። ብተወሳኺ ሸርፊ ወፃኢ ንምርካብ ዝሕግዝ…

ሕብረት ኣውሮፓ ክሳብ ሐዚ 13 ነጥቢ 8 ቢሊየን ዶላር ዝዋግኦም ሃፍቲታት ሩሲያ ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ክሳብ ሐዚ 13 ነጥቢ 8 ቢሊየን ዶላር ዝዋግኦም ሃፍቲታት ሩሲያ ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ። እቲ እገዳ ሩሲያ 24 ለካቲት 2022 ኣብ ልዕሊ ዩክሬን መጥቃዕቲ ድሕሪ ምፍፃማ ዝተገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኮሚሽነር ፍትሒ እቲ ሕብረት…

ኣብ ትግራይ ንዝትገበር ዳግመ ህንፀት ስምምዕነት ፕሮጀክት ትግበራ ሳልሳይ ወገን ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ንዝካየድ ፕሮጀክት ዳግም ህንፀት ምስ ኤጀንሲ ኣገልግሎት ፕሮጀክትታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ናይ ሳልሳይ ወገን ሰነድ ስምምዕነት ትግበራ ከቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ፋይናንስ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ…

ዝማዕበለ ኣእምሮ ዝፈረሰት ከተማ ይሃንፅ፤ ዝፈረሰ ኣእምሮ ድማ ዝተሃነፀት ከተማ የፍርስ -ብዓል ሞያ ቅኒተ ሕልና

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝማዕበለ ኣእምሮ ዝፈረሰት ከተማ ይሃንፅ፤ ዝፈረሰ ኣእምሮ ድማ ዝተሃነፀት ከተማ የፍርስ  ክብል ብዓል ሞያ  ቅኒተ-ሕልና (ማይንድ-ሴት) ገሊፁ። እቲ ብዓል ሞያ፥ ጥዕንኡ ዝሓለወ መነባብሮን መንነትን ንክህልወና ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ ክህልወና ግድን እዩ…

ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣብ መንበሪ ገዛ ዝተዋህለለ መድሓኒት ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣብ መንበሪ ገዛ ዝተዋህለለ መድሓኒት ከምዝሓዘ በዓል መዚ መግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ መድሓኒት ክተሓዝ ዝኸኣለ፥ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣብ ሓደ መንበሪ ገዛ ተዋህሊሉ ንዕዳጋ ክቐርብ ክብል ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡…

መንግስታት ኤርትራን ሶማልያን መዘክር ሓባራዊ ስምምዕ ኸቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኤርትራ ወግዓዊ ምብፃሕ ዘካይዱ ዘሎዉ ፕሬዚዳንት ሶማልያ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ምስ ፕሬዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ መዘክር ሓባራዊ ስምምዕ ከምዝከተሙ ተገሊፁ። ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ  ኢትዮጵያ ከምዝሓበሮ፥ ሃገረ ኤርትራን ፈደራላዊት ሪፓብሊክ…

ዶብ-ሰገር ወለንታውያን መናእሰይ ነቲ ዝጀመርዎ ስራሕቲ ሰናይ ተግባር ንክቕፅሉሉ ተሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዶብ-ሰገር ወለንታውያን መናእሰይ ምንቅስቓስ ኣብ ዝገበሩሎም ከባብታት ኩሉ ዝሰርሕዎም ሰናይ ተግባራት ዝተባብዑ ብምዃኖም ዝጀመርዎም ስራሕቲ ኣጠናኺሮም ክቕፅሉ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ሓቲቱ። ካብ መላእ ኢትዮጵያ ዝመፁ…