ቢዝነስ ስእነት ስራሕ ንምቕናስ ውልቀ ዓውዲ ዘይትካእ ግደ ኣለዎ ተባሂሉ Desta Jul 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስእነት ስራሕ ንምቕናስ ውልቀ ዓውዲ ዘይትካእ ግደ ኣለዎ ተባሂሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን፥ ቁፅሪ ስራሕ ስእነት ካብ እዋን ናብ እዋን ይውስኽ ኣሎ ኢሎም። ካብ መንጎ እቲ ስራሕ ኣልቦ እቲ 80 ሚኢታዊ…
ጥዕና ቀዳምን ሰንበትን ጥራሕ ፅዑቕ ኣካላዊ ምንቅስቓስ ምግባር ኣብ ሙሉእ ሰሙን ምስ ዝግበር ምንቅስቓስ ዝመዓራረ ረብሓ ኣለዎ -መፅናዕቲ Desta Jul 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመራመርቲ ኣሜሪካ ኣብ ቀዳምን ሰንበትን ክብድ ዝበለ ኣካላዊ ምንቅስቓስ ዝገብሩ ሰባት ክሳብ ክንደይ እወንታዊ ውፅኢት ከምዘመዝገቡ ንምፍላጥ ኣብ 350 ሽሕ ሰባት ን10 ዓመታት ክትትል ክገብሩ ከምዝፀንሑ ተገሊፁ። እቲ ኣብ መፅሄት ጃማ ኢንተርናል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ፑቲንን ኤርዶኻን ኣብ ክልተኣዊን እዋናዊ ኩነታት ዩክሬንን ስልክ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቨላድሚር ፑቲንን ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ታይፕ ኤርዶኻንን ኣብ ክልተኣዊን እዋናዊ ኩነታት ዩክሬንን ስልክ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባርን ልውውጥ ንግዲን ክልቲአን ሃገራት ንምድንፋዕ፣ ማዕቐፋት ኮንትራት ሕጊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምትሕብባር ትካላት ዘፈር ቱሪዝም ኣብ ዕቤት ኢኮኖሚ ዘሎ ግደ ብብቕዓት ንኽዋፃእ ዘኽእል ኢዩ – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምትሕብባር ክልቲኦም ትካላት እኹል ሓይሊ ሰብ ምስ ምቕራብን ዕድል ስራሕ ምፍጣርን ሓሊፉ ዘፈር ቱሪዝም ኣብ ዕቤት ኢኮኖሚ ዘሎ ግደ ብብቕዓት ንኽዋፃእ ዘኽእል ከምዝኾነ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን። ሚኒስቴር ስራሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ማሕልኻታት ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ብምጥማት ምስ ዳይሬክተር ትካል ፍልሰተኛታት ኣፍሪካ ተዛቲዮም Desta Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ማሕልኻታት ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ብምጥማት ምስ ዳይሬክተር ትካል ፍልሰተኛታት ኣፍሪካ ኣይተ ኣበበ ስላሴ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንለውጢ ዘለዎ ፅኑዕ እምነት እቶም ዳይሬክተር ምግላፆም ካብ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ትምህርቲ ብቕዓት ብዘለዎ ሓይሊ ሰብ ንምህናፅ ከምዝሰርሑ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ትምህርቲ ብቕዓት ብዘለዎ ሓይሊ ሰብ ንምህናፅ ትኹት ገይሮም ከምዝሰርሑ ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ገሊፆም። እቲ ሚኒሰስትር ምስ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮ ኣብ ኣመራርሓ ለውጢ፣ ትካላዊ ስነ-ምግባር፣ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተዛዘመ በጀረት ዓመት ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀረት ዓመት ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ መተሓባበሪ ህዝባዊ ተሳትፎ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፁ ከምዝሓበሮ፥ ንህንፀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዴሞክራሲ ንኢትዮጵያ ሕርያ ዘይኮነስ ጉዳይ ምህናፅ ሃገር ኢዩ – ኣይተ ተስፋዬ በልጅጌ Gebremariam Weldegerima Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዴሞክራሲ ንኢትዮጵያ ሕርያ ዘይኮነስ ጉዳይ ምህናፅ ሃገር ከምዝኾነ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ኣይተ ተስፋዬ በልጅጌ ገሊፆም። እቲ ባይቶ ምስ ትካላት ዴሞክራሲ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ሓበራዊ ፎረም ኣይተ ተስፋየ በልጅጌ…
ቢዝነስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ዘጋጠመ ጤቓ ተቓሪፁ ዝነበረ በረራ ኣውሮፕላን እቲ ኣብዝሓ ከምዝተጀመረ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ Desta Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ዘጋጠመ ጤቓ ተቓሪፁ ዝነበረ በረራ ኣውሮፕላን እቲ ኣብዝሓ ከምዝተጀመረ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ሰዓታት ዝነበረ ጤቓ ምምሕያሽ ከምዘርኣየ ሓቢሩ። ስለዝኾነ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብዓዊ ረድኤት ዝውዕል ደገፍ 1 ሚሊየን ዩሮ ገይራ Desta Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብዓዊ ረድኤት ዝውዕል ደገፍ 1 ሚሊየን ዩሮ ገይራ። እቲ ደገፍ ኣብ ዝተፈላሉ ከባቢታት ኢትዮጵያ ንዝርከቡን ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮምን ዜጋታት ዝውዕል ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ብዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል…