Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2022

ኢትዮጵያ መመሓየሺ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ኣብ ምድላው ዕዉት ተመክሮ ኣለዋ-ዶ/ር እዮብ ተካልኝ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መመሓየሺ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ኣብ ምድላው ዕዉት ተመክሮ ኣለዋ ሚኒስተር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ዶ/ር እዮብ ተካልኝ ተዛሪቦም። ዶ/ር እዮብ፥ ተቓላዓይነት ልቓሕ ብምቕራፍ ዘላቒ ስርዓት ፋይናንስ ንምትግባር ኣብ ዝተሰናደአ መበል ታሽዓይ…

ኣምራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ተኸላ ፈልሲ ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕኸል ኣግራብ  ክፍለ ከተማ ጉሌሌ ተኸላ ፈልሲ ኣሳሊጦም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ሓላፊ ቤት ፅሕፈትን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣይተ ተፈሪ ፍቕረን ካልኦት…

ኢትዮጵያ ዘላቒ ስርዓት ኣማራፅታት መጓዓዚያ ኣብ ረብሓ ምውዓል ከምተተባብዕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣4 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሓምለዋይን  ዘላቒን ስርዓት ኣማራፅታት መጓዓዚያ ኣብ ረብሓ ምውዓል ከምተተባበዕ ተገሊፁ። ሚኒስትር ትራንስፖርትን መጓዓዚያን ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ምቹው ዕዳጋ ተሽከርከርቲ ኤሌክትሪክ ብዝምልከት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ…

ኣብ ስራሕቲ ለውጢ ምምሕያሽ ትካላት ዴሞክራሲ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዘሰናድኦ ኣብ ስራሕቲ ለውጢ ምምሕያሽ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ፣ ትካል ሓባሲ ንብዓት፣ ፌዴራል ኦዲተርን መራኸብቲ ሓፋሽን ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ…

ሩሲያ ናብ ኣውሮፓ ትልእኾ መተሓላለፊ መስመር ጋዝ ከምዘቋፀት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሩሲያ ብኖርድ ስትሪም - ሓደ ናብ ጀርመን ዝተዘርገሐ መመሓላለፊ መስመር ጋዝ ኣገልግሎት ምቁራፃ ኣፍሊጣ፡፡ እቲ መመሓላለፊ መስመር ጋዝ፥ ብምኽንያ ፅገና ቀረብ ጋዝ ምቁራፁ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ መስመር ገሊፆም። እቲ መስመር ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ…

ኣገልግሎት ፐብሊክ ሰርቪስ ኢትዮጵያ 50 ፍሉያት ሃገር ኣቋረፅቲ ኣውቶቢሳት ተረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መፍረዪ ኢንዱስትሪ ኣውቶሞቲቭ ቢሾፍቱ ኢንዱስትሪ ዘፍረየን 50 ፍሉያት ሃገር ኣቋረፅቲ ኣውቶቢሳት ንትካል ኣገልግሎት ፐብሊክ ሰርቪስ ኢትዮጵያ ኣረኪቡ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ሓዊሱ ሓለፍቲ…

ቁፅሪ ህዝቢ ዓለም ኣብ 2022 መወዳእታ 8 ቢሊየን ከምዝበፅሕ ውሕመ ሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቁፅሪ ህዝቢ ዓለም ኣብ 2022 መወዳእታ 8 ቢሊየን ከምዝበፅሕ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣሚቱ። ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ፥ ፕላኔትና ብምክንኻን ሓላፍነትና ንዋፃእ ኢሎም። ነዚ ድማ ብዙሕነትና ብምኽባር ንሰብኣዊነት ቀዳምነት ምሃብ ይግባእ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ዘጋጠመ ጤቓ ኣብ ምብራር ኣውሮፕላን ምትእጉጓል ከምዝፈጠረ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ዘጋጠመ ጤቓ ኣብ ምብራርን ምዕራፍን ኣውሮፕላን ምትእጉጓል ከምዝፈጠረ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ንዝተፈጠረ ምዝንጋዕ ይቕሬታ ምሕታቱ ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ዓማዊል ነቲ…

ኣብቲ በጀት ዓመት ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ካብ ዝቐረበ ቡን 1 ነጥቢ 4 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 12 ኣዋርሕ ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ካብ ዝቐረበ ቡን 1 ነጥቢ 4 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒሰስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴን ኣፍሊጦም። እቲ ኣታዊ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝተለኣኸ 300 ሺሕ ቶን ፍርያት ቡን ዝተረኸበ ከምዝኾነ ኣብ…

ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣፈፃፅማ ትልሚ ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን 2014 ዓ.ም እቲ ክልል ይግምግም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልል ኣምሓራ ኣፈፃፅማ ትልሚ ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን 2014 ዓ.ም እቲ ክልል ይግምግም ኣሎ። ኣብቲ ግምገማ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለ ሓዊሱ ኩሎም ኣባላት ካቢኔ እቲ ክልል ተረኺቦም፡፡ ኣፈፃፅማ…