ገዳማት፣ ኣድባራት፣ ተፈጥሮን ባህሊን ሓድጊን ቃላይ ጣና ኣብ ዩኔስኮ ብቀዋምነት ንምምዝጋብ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ቢሮ ቱሪዝም ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ገዳማት፣ ኣድባራት፣ ተፈጥሮን ባህሊን ሓድጊን ቃላይ ጣና ኣብ ዩኔስኮ ብቀዋምነት ንምምዝጋብ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ቢሮ ቱሪዝም ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ እቲ ቢሮ ኤርሚያስ መኮንን፥ ገዳማት፣ ኣድባራት፣ ተፈጥሮን ባህሊን ሓድጊን ቃላይ ጣና ኣብ…