Uncategorized ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ምስ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት ኢኮዋስ ታቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ምስ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት ማሕበረሰብ ኢኮኖሚ ሃገራት ምዕራብ ኣፍሪካ (ኢኮዋስ) ናብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ታቲዮም። ኣምባሳደር ተስፋዬ፥ ኣብ ክልተኣዊ፣ ዞባዊ፣ ኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 204 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 204 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት እቶም 728 ደቂ ተባዕትዮ፣ 169 ህፃናትን 307 ደቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈፃፅማ ውዕሊ መሸጣ ፍርያት ወፃኢ ጫት ንዘይተወሰነ እዋን ተቛሪፁ Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ውዕሊ መሸጣ ፍርያት ወፃኢ ጫት ንዘይተወሰነ እዋን ከምዝተቛረፀ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ተቕርቦም ቀንዲ ቀንዲ ፍርያታት ሕርሻ ሓደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንኳዕ ንመበል 1 ሺሕን 443 ዓመተ ሒጅራ በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ ዓረፋ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና! – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፌዴሪኢ መበል 1 ሺሕን 443 ዓመተ ሒጅራ በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ ዓረፋ ምኽንያት ብምግባር ንሕብረተሰብ ሙስሊሙ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ “በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብሕልፈት ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ሺንዞ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ብዘሕዝን ኣማውታ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ሺንዞ ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ገሊፁ። እቲ ሚኒስትር ንሕልፈት ህይወት እቶም ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ምኅንያት ዝኾነ ዘሕዝን ተግባር ብፅኑዕ ኮኒኑ። ሺንዞ ኣቤ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያ እስልምና ኣዲስ ኣበባ በዓል ኢድ ኣልኣድሃ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያ እስልምና ኣዲስ ኣበባ መበል 1 ሺሕን 443 በዓል ኢድ ኣልኣድሃ (ዓረፋ) ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ በዓል ዓረፋ በዓል ሰላም፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሙስጠፌ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ መሓመድ ኣብዲኬር ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልል ሶማሌ ዝተመዛበሉ ወገናት ዘላቒ መፍትሒ ምሃብ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ምምይያጦም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊቱ ምክልኻል ኣብ ከባቢ ግድብ ህዳሴ ዘተኣማምን ሰላም ብምዕሳል ግቡኡ ይዋፃእ ኣሎ – ኮሎኔል ንጋቱ ኣሰፋ Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊቱ ምክልኻል ኣብ ከባቢ ዓብዪ ግድብ ህዳሴ ኢትዮጵያ ዘተኣማምን ሰላም ብምዕሳል ቀትሪን ለይቲን ግቡኡ እናፈፀመ ከምዝርከብ ኣብ እዚ ምዕራብ ዋና ኣዛዚ ብርጌድ ሜካናይዝድ ሞተራይዝድ ኮሎኔል ንጋቱ ኣሰፋ ገሊፆም። ኣሰር ህዝ ኢትዮጵያ ዝዓረፎ ግድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራሕቲ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ኣብ ሰለስተ ጉዳያት ውሳነ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ታሪካዊ ስትራቴጂያዊ ርክብ ኣብ ግምት ዘእተዉ ኣብ ሰለስተ ጉዳያት ውሳነ ኣመሓላሊፎም። ብሚኒስትር ፋይናንስ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ጂቡቲ ዑደት ገይሩ፡፡ እቲ ልኡኽ መልእኽቲ ቀዳማይ ሚስትር ኣቢይ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልላዊ ፈተና 8ይ ክፍሊብዕዉት ኩነታት ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን እናተውሃበ ዝነበረ ክልላዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ2014 ዓ.ም ብዕዉት ኩነታት ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮሙዩኒኬሽን ርክብ ህዝቢ እቲ ሚኒስቴር ወይዘሮ ኣመለወርቅ ህዝቅኤል ከምዝገለፀኦ፥ ኣብ…