ብምኽንያት ወሰኽ ዋጋ መለዋወጢኣቑሑ መጓዓዝያን ነዳድን ምምሕያሽ ታሪፍ ትራንስፖርት ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ወሰኽ ዋጋ መለዋወጢኣቑሑ መጓዓዝያን ነዳድን ምምሕያሽ ታሪፍ ትራንስፖርት ከምዝገበረ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ።
ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጀስቲክስን ካብ 29 ሰነ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ብመሰረት ዝተገበረ ምምሕያሽ…