Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2022

መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ቄለም ወለጋ ኣብ ልዕሊ ዝነብሩ ንፁን ዜጋታት ብዝበፅሐ ጨፍጫፍ ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቄለም ወለጋ ኣብ ልዕሊ ዝነብሩ ንፁን ዜጋታት ብዝበፅሐ ጨፍጫፍ ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ገሊፁ። ሓላፊ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል ኣይተግዛቸው ሙሉነህ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ “ጉጅለ ግብረ ራዕዲ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መበል 39 ፍሉይ ጉባኤ መራሕቲ ኢጋድ ልዩ ንምስታፍ ናይሮቢ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መበል 39 ፍሉይ ጉባኤ መራሕቲ ትካል በይነ-መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ልዩ ንምስታፍ ኬንያ ናይሮቢ ኣትዮም። እቶም መራሕቲ ኣብቲ ጉባኤ ኣብቲ ከባቢ ዘጋጠመ ድርቂ ምፅዋር ኣብ ዝከኣለሉ…

ምጅማር ናፃ ንግዲ ቀጠና ውሽጢ ሃገር ዘፈር ሎጂስቲክስ የነቓቕሕ ኢዩ – ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምጅማር ናፃ ንግዲ ቀጠና ውሽጢ ሃገር ዘፈር ሎጂስቲክስ ከምዘነቓቕሕ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ገሊፀን። ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣብ ኢትዮጵያ ናፃ ናይ ንግዲ ቀጠና ንምጅማር ዝዓለመ መድረኽ ዘተ የካይድ…

ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሩሲያን ዘሎ ፍሰት ንግዲን ኢንቨስትመንትን ንምድንፋዕ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ምይይጥ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ኣለማየሁ ተገኑ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሩሲያን ዘሎ ፍሰት ንግዲን ኢንቨስትመንትን ንምድንፋዕን ፍርያታት ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሩሲያ ዝኣትዉሉን ኩነታት ብምድሃብ ኣብ ከተማ ፒተርስበርግ ምስ ዝርከቡ ሓለፍቲ ስራሕ ወደብ ምይይጥ…

ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ንመፃረዪ ፀወታ ቻን 23 ተጻወትቲ ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ሱዳን ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ቻን ዝፅበያ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ 23 ተፃወትቲ ዕላዊ ገይራ። ብኣሰናዳእነት ኣልጄሪያ ዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ሃገራት ኣፍሪካ ቻን፥ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ደቡብ ሱዳን ቅድመ መፃረዪ ፀወታ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ዕለተ ነፃነት መበል 60 ዓመት በዓል ኣልጀሪያ ንምርካብ ናብቲ ዓዲ ኣምሪሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዕለተ ነፃነት መበል 60 ዓመት በዓል ኣልጀሪያ ንምርካብ ናብቲ ዓዲ ኣምሪሐን። ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኣብዱልመጅድ ተቡን ኣብቲ በዓል ንክርከባ ብመሰረት ዘቕረቡለን አንግዶት እየን ከይደን ተባሂሉ። ኣብ ፃንሒተን…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ምዕራብ ወለጋ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዘብፀሖ ሓደጋ ብፅኑዕ ኣውጊዘ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ምዕራብ ወለጋ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዘብፀሖ ሓደጋ ብፅኑዕ ኣውጊዘ። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብሓይሊታት ፀፅታ ዝበፅሖ ካብ ዘሎ መጥቃዕቲ ብምህዳም ኣብ ልዕሊ እቶም ንፁሃን ሓደጋ ከምዘብፀሐ ሓቢሩ።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳነት ቤት ምኽሪ ኣውሮፓ ብቴሌፎን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳነት ቤት ምኽሪ ኣውሮፓ ቻርለስ ሚሼል ብቴሌፎን ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣውሮፓን ኣፍሪካን ብምርኻብ ኣብ ዝተዘራረብሉ እዋን ዝተላዘብሎም ዛዕባታት ብዝምልከት ዝበፅሕሉ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ዘቕርቦ ዝኾነ ይኹን ኣጀንዳን ተዛታዪን መንግስቲ ንምልዛብ ድልዊ ከምዝኾነ ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ዘቕርቦ ዝኾነ ይኹን ኣጀንዳን ተዛታዪን መንግስቲ ንምልዛብ ድልዊ ከምዝኾነ ኣረጋጊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላትን ኣመራርሓን ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ተዛቲዮም። ኣካቢ እቲ…

ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ሸኔ ምስ ህዝንና ብምዃን ክሳብ መወዳእታ ተኸታቲልና ክነወግዶ ኢና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ሸኔ ምስ ህዝንና ብምዃን ክሳብ መወዳእታ ተኸታቲልና ክነወግዶ ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ኣካላት ፀጥታ ካብ ዘውረድሉ በትሪ ዘምለጠ ጉጅለ ሸኔ ኣብ…