Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2022

መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ካብ ዝበፅሐና መከራን ፈተናን ንላዕሊ ብዝተውሃበና ፀጋ ብምምምስጋን ንብራኸ ኢትዮጵያ ምትጋህ ከምዝግባእ ዘርኢ ኢዩ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ዝበፅሐና መከራን ፈተናን ንላዕሊ ብዝተውሃበና ፀጋ ብምምምስጋን ንብራኸ ኢትዮጵያ ምትጋህ ከምዝግባእ ዘርኢ ምዃኑ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ብመዓርግ ሚኒስትር መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት…

ኣይ ኤም ኤፍ ግምታት ምዕባለ ኢኮኖሚ ዓለም ብ3 ነጥቢ 2 ሚኢታዊት ኣትሒቱዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ግምታት ምዕባለ ኢኮኖሚ ዓለም ብ3 ነጥቢ 2 ሚኢታዊት ኣትሒቱዎ። ዓለም ኣብዚ ሐዚ እዋን ብዝቕባበ ዋጋ፣ ለበዳ ቫይረስ ኮሮናን ጎንፂ ዩክሬንን ኣብ ልዑል ፀገም ጥሒላ ምህላዋ ስዒቡ ኢዩ ኣይ ኤም ኤፍ ነቲ…

ርዕሰ ምምሕዳር ይልቃል ከፋለ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርዕሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዶክተር ኣነተር ዊበር ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ብዛዕባ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ጉዳያት ኣመልኪቶም ገለፃ ገይሮምሎም።…

ኢትዮጵያን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ደገፍ ስምምዕነት 44 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ደገፍ ስምምዕነት 44 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም። እቲ 40 ሚሊየን ዶላር ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ንምግብን ስነ ምግበን ድሕንነት ፕሮግራም ኣፈፃፅማ ዘውዕል ኢዩ ተባሂሉ። 4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ድማ፥…

ኣብ ልዕሊ ዕጡቕ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ዝውሰድ ዘሎ ዝተዋደደ ስጉምቲ ብዘኹርዕ ዓወት ተዓጀቡ ይቕፅል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ  ዕጡቕ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ዝውሰድ ዘሎ ዝተዋደደ ስጉምቲ ብዘኹርዕ ዓወት ተዓጀቡ ይቕፅል ኣሎ ከብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ቅድሚ ሒደት መዓልታት “ኣቶ” ኣብ ዝበሃል ቦታ ናብ…

ኢትዮጵያን ሩስያን ብዓውዲ ኢኮኖሚ፣ ንግዲ፣ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያን ሩስያን ብዓውዲ ኢኮኖሚ፣ ንግዲ፣ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝተስማዕማዓ ተገሊፁ። ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ትማሊ ምሸት ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭን ኣይተ ደመቀ…

ኣብ ዞባ ምዕራብ ጉጂ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ጥንኩር ስጉምቲ እናተወሰደ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ጉጂ ዝርከብ ጥምር ሓይሊ ፀፅታ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ጥንኩር ስጉምቲ እናተወሰደ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ኣዛዚ ክፍለ ሰራዊት 94 ኮሎኔል ታደሰ ጉተማ÷ እቲ ጥሙር ሓይሊ ፀፅታ ግብረ ራዕዲ ሸኔ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ መስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ መስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ተዛቲየን። ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዑደት ዝገብሩ ዘለዉ እቶም ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ፥ ትማሊ ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም ይዝከር። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ…

ክሳብ ሐዚ ኣብ ኢትዮጵያ ብዓበቕ ህበይ ዝተትሓዘ ሰብ የለን-ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሐዚ ኣብ ኢትዮጵያ ብዓበቕ ህበይ ዝተትሓዘ ሰብ የለን ክብል ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጥዕናን ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን  ኣብ እዋናዊ ለበዳታት ጥዕና ጠሚቶም መግለፂ ሂቦም። ኣብ መግለፂኦም፥ ብዝተገበረ ክትትል…

ኣሜሪካ ብምኽንያት ድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 488 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 488 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይራ። ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን፥ እቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣመልኪተን ንመራኸብቲ ሓፋሽ መግለፂ ሂበን።…