ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዛዕባ ሃገር በቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ፈተናታት ብምፅዋር ውፅኢት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዛዕባ ሃገር በቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ፈተናታት ብምፅዋር ውፅኢት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ። መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ከም ለበዳ ኮቪድ-19፣ ጎንፂ፣ ድርቂን ዝቕባባ ዋጋን ዝበሉ ፈተናታት ብምፅዋር፥ ዛዕባ ሃገር በቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኣብ…
ስፓርት ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንዝሳተፉ ትሕቲ 20 ዓመት ኣትሌታት ስነ ስርዓት ምፍናው ተሳሊጡ Desta Jul 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ኮሎምቢያ ካሊ ኣብ ዝግበር ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንዝሳተፉ ትሕቲ 20 ዓመት ኣትሌታት ስነ ስርዓት ምፍናው ተሳሊጡ። እቲ ስነ ስርዓት ምፍናው 2 ሰዓት ናይ ንጎሆ ዝተገበረ እነትኸውን፥ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተወከልቲ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ እውን ከም ትማሊ፥ ፈተናታት ብዓወት ተሳጊርና፣ ኣእዳውና ንምስግን ክንዝርግሕ ኢና-ቀዳማይ ሚሊስትር ኣቢይ ኣሕመድ Desta Jul 27, 2022 0 አዲስ አበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ እዉን ከም ትማሊ፣ ፈተናታት ብዓወት ተሳጊርና፣ አእዳዉና ንምጋና ክንዝርግሕ ኢና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝኸበርኩም ህዝብታት ሃገርና ኢትዮጵያዉያንን ኢትዮጵያውያትን ኢትዮጵያ ዝብል ሸም ንሽግራት ዘይምበርካኽ ብፈተና…
ቢዝነስ ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ካብ ፍሪያት ቡና 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር እቶት ንምርካብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ Desta Jul 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ካብ ፍሪያት ቡና 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር እቶት ንምርካብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ በዓል መዚ ቡናን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ዶክተር ኣዱኛ ደበላ ምስ ፋናብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta Jul 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ ኣማሲዮም ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ሰርጌይ ላቭሮቭ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ሰሜን ክፋል እዛ ሃገር ዘሎ ጎንፂ ብሰላም ንምፍታሕ ምውሳና መርኣያ ሰላም ምዃና ዳግማይ ዘረጋግፅ ኢዩ-ኣምባሳደር ኣለልኝ ኣድማሱ Desta Jul 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሰሜን ክፋል እዛ ሃገር ዘሎ ጎንፂ ብሰላም ንምፍታሕ ምውሳና መርኣያ ሰላም ምዃና ዳግማይ ዘረጋግፅ ኢዩ ክብሉ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣለልኝ ኣድማሱ ገሊፆም። እስራኤል ጎንፂታት ኢትዮጵያ ብሰላም ንምፍታሕ ዝግበሩ ፃዕሪታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኻት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንዘርአዩዎ ሃገራዊ ሓድነትን ዘምፅኡዎ ውፅትን ፍሉይ ኣቀባብላ ክግበረሎም ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኻት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንዘርአዩዎ ሃገራዊ ሓድነትን ዘምፅኡዎ ውፅትን ፍሉይ ኣቀባብላ ከምዝግበረሎም ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ኣፍሊጡ። ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝተኻየደ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ሰላምና ምዕባለን ንምርግጋፅ ዝግበር ፃዕሪ ንምድጋፍ ቆራጽ ከምዝኾነት ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልላዊ ምምሕዳራትን ኢሉ እውን ምስ ትካላት ማሕበረሰብ ብምትሕብባር ኣብታ ሃገር ሰላምና ምዕባለን ንምርግጋፅ ዝስርሑ ስራሕቲ ንምድጋፍ ቆራጽ ከምዝኾነት ኣፍሊጣ። ኣብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣፈፃሚት ጉዳይ መንግስቲ ኣሜሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቡራት ኤሜሬትስ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝኸውን ሓገዝ 6 ሚሊየን ዶላር ገይራ Desta Jul 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቡራት ኤሜሬትስ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ፀገም ንዝርከቡ ወገናት ዝኸውን ሓገዝ 6 ሚሊየን ዶላር ገይራ። እቲ ሓገዝ ብዩኒሴፍ ኣቢሉ ብድርቂ ነዝተጎድኡ ኣርባዕተ ክልላት ዝወሃብ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እዚ ድማ በቲ ድርቂ ንሕፅረት ምግቢ ንዝተቓልዑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ዕላምኡ ኣብ ከይዲ ምፍላጥ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እዛ ሃገር ልዑል ምትሕብባረን ተቐባልነትን ከምዝረኸበ ገሊፁ Desta Jul 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ዕላምኡ ኣብ ከይዲ ምፍላጥ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እዛ ሃገር ልዑል ምትሕብባረን ተቐባልነትን ከምዝረኸበ ገሊፁ። ምክትል ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ሂሩት ገብረስላሴ ከምዝበልኡ÷ ክሳብ ሐዚ ምስ መራሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ፣ ሲቪክ…