ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 20 ጥቅምቲ ናብ ዙሪክ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ Desta Jul 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 20 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ናብ ስዊዘርላንድ ከተማ ዙሪክ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ 9 መስከረም 2015 ዓ.ም ናብ ዋና ከተማ ዮርዳኖስ፣ ኣማን በረራ ከምዝጅምር ትማሊ ምግላፁ ይዝከር። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ዓፋር ዘሎ ሰላም ተጠናኺሩ ክቕፅል ኣብ ዝኽእለሉ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣብቲ ክልል ዘሎ ሰላም ተጠናኺሩ ክቕፅል ኣብ ዝኽእለሉ ኩነታት ብምድሃብ ምስ ዓበይቲ ዓዲን ኣቦታት ሃይ፣ኖትን ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ መድረኽ ዘተ ብቢሮ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል ዝተሰናደአ እንትኸውን፥…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና ምትሕብባር ሰላምን ድሕንነትን ቻይናን ኣፍሪካን ንክጠናኸር ፃውዒት ኣቕሪባ Desta Jul 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምትሕብባር ሰላምን ድሕንነትን ቻይናን ኣፍሪካን ንክጠናኸር ፃውዒት ኣቕሪባ። ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ቻይና ዌይ ፌንጌ ኣብ መድረኽ ፎረም ሚኒስቴራት ቻይናን ኣፍሪካን ኣብ ዘመሓላለፍዎ ፅሑፋዊ መልእኽቲ ፕሬዚዳንት ሺ ጂንፒንግ፥ ሓበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ዝተፈላለዩ ገበናት እናፈፀሙ ዝነበሩ ኣካላት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ዝተፈላለዩ ገበናት እናፈፀሙ ዝነበሩ ኣካላት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ እታ ከተማ ገሊፁ። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘዘራረቦም ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሃቡዎ ርኢቶ፥ ኣብታ ከተማ ዘረፋን ስርቂን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ዘተ ውፅኢታዊ ንክኸውን ዲያስፖራ ግድኡ ንክዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ Desta Jul 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ዘተ ውፅኢታዊ ንክኸውን ዲያስፖራ ግድኡ ንክዋፃእ ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ፃውዒት አቻቕሪቡ። “ኣብ ሃገራዊ ዘተ ግደ ዲያስፖራን ተመክሮ ካልኦት ሃገራትን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝተኸከፈተ ኲናት ሓበሬታ ብሓበራዊ ፃዕሪ ድሕንነት ሳይበርን ካልኦት ትካላትን እናተመከተ ይርከብ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን… Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝተኸከፈተ ኲናት ሓበሬታ ብሓበራዊ ፃዕሪ ድሕንነት ሳይበርን ካልኦት ትካላትን እናተመከተ ከምዝርከብ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ 30 ሰነ 2014 ዓ.ም ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝሃቡዎ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኣሜሪካ ልዑል ዋዒ ዘበገሶ ባርዕ ሓዊ ብቕፅበት ይሰፍሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Jul 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ልዑል ዋዒ ዘበገሶ ባርዕ ሓዊ ብቕፅበት ይሰፍሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። እዚ ድማ ኣብ ልዕሊ ጥዕና ዜጋታት ኣሜሪካ ፀገም ይፈጥር ኣሎ ተባሂሉ። ኣብ ኣሜሪካ ካሊፎርኒያ ዮሴሚት ኣብ ፅግዓ ብሄራዊ ፓርክ ልዑል ዝኾነ ባርዕ ሓዊ ብቅልጡፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ተካይዶ ስራሕቲ ሓለዋ ከባቢ ዶብ ዘለል ብፅሒት ከምዘለዎ ሙሁራን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ተካይዶ ስራሕቲ ሓለዋ ከባቢ ዶብ ዘለል ብፅሒት ከምዘለዎ ሙሁራን እቲ ዓውዲ ገሊፆም። ዓለም ብለውጢ ንብረት ኣየር ኣብ እትሕመሰሉ እዋን ኢትዮጵያ እናካየደቶ ትርከብ ልምዓት ሓምለዋይ ኣሰር ንእዋኑ ዝጠልብ ስራሕ ከምዝኾ እቶም ሙሁራን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሰብ ሞያ ኮሚሽን ዓለም ለኻዊ ሰብ ሞያታት ሰብኣዊ መሰል ተዛቲዮም Desta Jul 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሰብ ሞያ ኮሚሽን ዓለም ለኻዊ ሰብ ሞያታት ሰብኣዊ መሰል ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ወርሒ ግንቦት ኣብ ጄኔቫ ዝተኻየደ ዘተ ስዒቡ ዝተገበረ ከምእዝኾነ ተገሊፁ። እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ሰብ ሞያ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን መዳርግቲ ኣካላትን እናተዛተዩ ከምዝኾኑ መንግስቲ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሰብ ሞያ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ግቡእ ምስ ዘለዎም መዳርግቲ ኣካላትን እናተዛተዩ ከምዝኾኑ መንግስቲ ገሊፁ። ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣብቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ።…