ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘፈር ሕርሻ ብዝድለ ብርኪ ዓብዩ ውሕስና ምግቢ ንኽረጋገፅ ሓገዝ ምግባርና ክንቅፅል ኢና – ፋኦ Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ሕርሻ ብዝድለ ብርኪ ዓብዩ ውሕስና ምግቢ ንኽረጋገፅ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ትካል ምግቢን ሕርሻን (ፋኦ) ገሊፁ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳ ምስ ተወካሊ ፋኦ ኣብ ኢትዮጵያ ፋራይ ዚሙድዚ ተዛቲዮም።…
ስፓርት መርሃ ግብሪ መጀመሪ 2ይ ምዕራፍ ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባሕር ዳር ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ካልኣይ ምዕራፍ ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባሕር ዳር ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልልን ፌዴራልን ከምኡ እውን ቤተሰብ ስፖርት ከምዝተረኸቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣብ ሰብኣዊ ሓገዝ ብምድሃብ ምስ ምክትል ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ምስ ምክትል ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ሄይኮ ኒትስሽክ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ፀገም ዝርከቡ ዜጋታት ሰብ ኣዊ ሓገዝ ምግባር ዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቦም ተመያይጦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቢኔ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ Desta Nov 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ኣብ ዝገበሮ መበል ካልኣይ ዓመት ሓምሻይ ስሩዕ ኣኼብኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ካቢኔ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፥ ስራሕቲ ኪነ ጥበብ ሙዚየም ዓድዋ በዝምልከት ብምዝታይ ኢትዮጵያዊያን ተወኪሎም እታዎት ንክህቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ተፈፂሙ Desta Nov 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ኣብ ድሬዳዋ ከተማ ተፈፂሙ ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ካብ ኣብኡ ኣይተ መሓመድ ሙሣን ካብ ኣዲኡ ወይዘሮ ፋጡማ ዓሊ ኣብ 1940 ዓ.ም ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ገንደ ቆሬ ከምዝተወለደ ታሪኽ ህይወቱ ይገልፅ። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ልዑል መተሓላለፊ መስመር ሓይሊ ኢትዮ- ኬንያ ፈተነ ምትሕልላፍ ሓይሊ ብዓወት ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኮንቨርተር ስቴሽንን ፕሮጀክት መተሓላለፊ መስመር ሓይሊ ኢትዮ- ኬንያ ፈተነ ምትሕልላፍ ሓይሊ ሎሚ መዓልቲ ብዓወት ከምዝተጀመረ መካየዲ ስራሕ ሳይት እቲ ፕሮጀክት ቴዎድሮስ ኣያሌው ኣፍሊጦም። እቶም መካየዲ ስራሕ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርናይ ናብ ወፃኢ ንምልኣኽ ቅድመ ምድላው ይገብር ኣለኹ – ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ስርናይ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ንምቕራብ ምስ ለኣኽቲ ዘተ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ÷ ኢትዮጵያ ሓገዝ ስርናይ ካብ ምእታው ሓሊፋ ፅሬት ዘለዎን ደረጅኡ ዝሓለወን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት “ዓለም ናብ ገሃነም ትቕየር ኣላ” – ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግብፂ ሻርም ኤል ሸክ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 27 ጉባኤ ለውጢ ንብረት ኣየር፤ “ዓለም ናብ ገሃነም ትቕየር ኣላ” ክብሉ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ገሊፆም። ለውጢ ንብረት ኣየር ናስዐቦ ዝርከብ ሓደጋ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ምልክት ፍቕሪ ሃገር ኢዩ” – ኣፈ ጉባዔ ኣገኘሁ ተሻገር Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩለመዳይ ናይ ጥበብ ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ምልክት ፍቕሪ ሃገር ከምዝኾነ ኣፈ ጉባዔ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወዳጅነት ኣደባባይ ኣብ ዝተኻየደ ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ዓሊ ቢራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድምፃዊ ኣሊ ቢራ ብስራሕቱ ህያው ኮይኑ ክነብር ኢዩ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Nov 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፃዊ ኣሊ ቢራ ብስራሕቱ ህያው ኮይኑ ክነብር ኢዩ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ኣሊ ቢራ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸባ ከንቲባ…