ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀላኢ ብምቕፃዕ ንትውልዲ ዝሳገር ታሪኽ ምስራሕና ክንቅፅል ኢና- ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ Desta Aug 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀላኢ ብምቕፃዕ ንትውልዲ ዝሳገር ታሪኽ ምስራሕና ክንቅፅል ኢና ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌተናል ጀነራል ይልማ መርዳሳ ተዛሪቦም። መዓልቲ ስድራ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኸቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዋሚ ኮሚቴ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅርየት ትምህርቲ ንምርግጋፅ ፃዕሪ ክግበር ኣተሓሳሲቡ Desta Aug 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ፅርየት ትምህርቲ ንምርግጋፅ ፃዕሩ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል ቀዋሚ ኮሚቴ ምውፋር ስራሕ ልምዓት ሓይሊ ሰብን ጉዳያት ቴክኖሎጂን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ትምህርቲን ሃገር ለኸ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጃፓን ንኣፍሪካ ደገፍ 30 ቢሊየን ዶላር ከምእትገብር ኣፍሊጣ Desta Aug 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓን ንኣፍሪካ ደገፍ 30 ቢሊየን ዶላር ከምእትገብር ኣፍሊጣ። ኣብ ቱኒዚያ ኣብ ዝተሳለጠ ጎባኤ መራሕቲ ኣፍሪካንን ጃፓንን መደረ ዘስምዑ ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ፉሚዮ ኪሺዳ፥ ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ስዒቡ ብብርኪ ዓለም ሕፅረት ንምግብነት ዝውዕል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሲዳማ ን2015 ዓ.ም ዝኸውን 19 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ኣፅዲቑ Desta Aug 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሲዳማ ን2015 ዓ.ም ዝኸውን 19 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ፥ ነቲ ክልል፣ ወረዳን ምምሕዳራት ከተማን ከምኡውን ከተማ ሃዋሳ ዝኸውን ባጀት ኢዩ ኣፅዲቑ። ልዕሊ 574 ሚሊየን ብር ንምሰረተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝጀመሮ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ኣስፊሑ ቀፂሊሉ-መንግስቲ Desta Aug 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣማራፅታት ሰላም ንጎኒ ብምግዳፍ ዝኸፈቶ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ኣስፊሑ ቀፂሊሉ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተውሃቦ ኣማራፂ ሰላም በምርጋፅ ንሳልሳይ…
ስፓርት ሓፈሻዊ ጉባኤ ምርጫ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ Desta Aug 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ጉባኤ ምርጫ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን መስፍን ቸርነትን ካልኦት ተወከልቲ ፊፋን ካፍን ተሳቲፎም። ኣብ መኽፈቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ትግራይ ዕድመ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ንምንዋሕ ነዳዲ ኲናት ክኸውን የብሉን- ፓርቲ ብልፅግና Desta Aug 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ዕድመ ግብረ ራዕዳዊ ጉጅለ ህወሓት ንምንዋሕ ነዳዲ ኩናት ክኸውን የብሉን ክብል ፓርቲ ብልፅግና ገሊፁ። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ቅድሚ ሕዚ ካብ ምፍሳስ ደም መናእሰይ ትግራይ ንላዕሊ ዝረኽቦ ነገር ከምዘየለ ብተግባር ከምዝረኣየ ዝገለፀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሪታንያ ህወሓት ኣብ መቐለ ኣብ ዝርከብ መኽዘን ትካል ምግቢ ዓለም ዝፈፀሞ ዘመተ ቅቡልልነት ኣይብሉን Desta Aug 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታንያ፥ ህወሓት ኣብ መቐለ ኣብ ዝርከብ መኽዘን ትካል ምግቢ ዓለም ዝፈፀሞ ዘመተ ቅቡልልነት ኣይብሉን ኢላ። ዕጡቓት ህወሓት ብሓይሊ ናብ መኽዘን ኣትዮም 570 ሽሕ ሊትሮ ነዳዲ ዝሓዛ 12 ናይ ፅዕነት መካይን ከምዝዘመቱ ትካል መግቢ ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንገዲ ሰላምን ዘተን ተሓሲምካ ዂናት ብምውላዕ ዝመፅእ ረብሓ፣ ዝምለስ ሕቶ ህዝቢ የለን-ዶ/ር ኣብረሃም በላይ Desta Aug 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሐዚእዉን ኣይረፈደን፥ መንገዲ ሰላምን ዘተን ተሓሲምካ ዂናት ብምውላዕ ዝመፅእ ረብሓ፣ ዝምለስ ሕቶ ህዝቢ ኣይክህሉን ክብሉ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገርን ዶክተር ኣብረሃም በላይ ተዛሪቦም። እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ባህርዳር ንብፁእ ኣቡነ ኤርሚያስን ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉን ናይ ክብሪ ዶክትሬት ዲግሪ ሂቡ Desta Aug 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ባህርዳር ንብጹእ ኣቡነ ኤርሚያስን ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉን ናይዚ ዓመት ናይ ክብሪ ዶክትሬት ዲግሪ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። ብፁዕ ኣቡነ ኤርሚያስ ከም ሃይማኖታዊ ኣቦ ዝተማህርዎን ዝመሃርዎን ብተግባር ዝነብሩ። ንሰብ ብሰብነቱ ጥራሕ…