ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝሓዛ 16 ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ ናብ መቐለ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima May 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ሓገዝ ዝሓዛ 16 ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ ናብ መቐለ ከምዝኣተዋ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ሰሙን ናብ መቐለ ካብ ሞንጎ ዝበፅሓ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 16 ተሽከርከርቲ ብተወሳኺ፥ ካልኦት 64 ተሸከርከርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወርሒ ጉንበት ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ካብ ቀሊል ክሳብ ከቢድ ዝናብ ትፅቢት ይግበር Gebremariam Weldegerima May 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝናብ ወሃብቲ ገፅታታት ሜትሮሎጂ ወርሒ ጉንበት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እታ ሃገር ኣንፃራዊ ጥንካረኦም ሒዞም ከምዝቕፅሉ ኢንስቲትዩት ሜትሮሎጂ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ነዚ ስዒቡ ድማ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ካብ ቀሊል ክሳብ ከቢድ ዝናብ ትፅቢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ትካላት ቴሌኮም ንምቕራብን ንምክፍፋልን ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ስምምዕነት ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima May 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላት ፍርያትን ኣገልግሎትን ቴሌኮም ንምቕራብን ንምክፍፋልን ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ብሓባር ንምስራሕ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ኣብ 509 ናይ ባዕሉ ማእኸላት መሸጢ ከምኡ እውን 134 ማእኸል ወኪላት መሸጢ…
ቴክኖሎጂ ኢትዮ ቴሌኮም ሓምሻይ ትውልዲ ሞባይል ኔትዎርክ (5ጂ) ሰኑይ ከመርቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዓለም ናይ መወዳእታ ዝኾነ ኣገልግሎት ሓምሻይ ትውልዲ ሞባይል ኔትዎርክ (5ጂ) ተግባራዊ ከምዝገብር ኣፍሊጡ። ነዚ ድማ ኣድላዪ ምድላው ከምዝዛመ ገሊፁ፡፡ እቲ ኩባኒያ ኣብ ዓለም ናይ መወዳእታ ዝኾነ ሓምሻይ ትውልዲ ሞባይል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሶማሊያ ኣብ ዝመፅ ወርሒ 15 ሰነ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ክተካይድ ኣያ Gebremariam Weldegerima May 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሶማሊያንነዊሕ እዋን ዝተናውሐ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣብ ዝመፅ ወርሒ 15 ሰነ ከምተካይድ ኣፍሊጣ። ፓርላማ ሶማሊያ ሎሚ መዓልቲ ከምዝሓበሮ፥ ብሃንቀውታ ትፅቢት እናተገበረ ዝነበረ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣብ መፋርቕ ወርሒ ሰነ ዝካየድ እንትኸውን፤ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሆስፒታል ኤካ ኮተቤ ትማሊ ንፈለማ እዋን ብዘይተሓካሚ ኮቪድ-19 ሓዲሩ Gebremariam Weldegerima May 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንክልተ ዓመታት ኮቪድ-19 ዝተረኸቦም ሕሙማት ተቐቢሉ እናሓከመ ዝፀንሐ ሆስፒታል ኤካ ኮተቤ ትማሊ ናይ መወዳእታ ተሓካሚኡ ናብ ገዝኡ ብምፍናው ንፈለማ እዋን ብዘይተሓካሚ ኮቪድ-19 ሓዲሩ። እቲ ቫይረስ ናብ ኢትዮጵያ ካብ ዝኣቱ ንደሓር ንዝሓለፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ምርምር ኣብ ዲፕሎማሲ ማይን ምርድዳእን ብምስራሕ ረብሓ ኢትዮጵያ ክሕልዉ ይግባእ – ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን Gebremariam Weldegerima May 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ምርምር ኣብ ዲፕሎማሲ ማይን ምርድዳእን ብምስራሕ ረብሓ ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው ግአዶም ክዋፅኡ ከምዝግባእ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ገሊፆም። ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣብ ጉዳይ ማይ፣ ዲፕሎማሲ ማይን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ጎኒ ሰላም ጠጠው ክብል ከምዝግባእ ፕሮፌሰር ሃረገወይን ገሊፀን Gebremariam Weldegerima May 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ኣብ ጎኒ ሰላም ጠጠው ክብል ከምዝግባእ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣማኻሪት ፕሬዚደንት ፕሮፌሰር ሃረገወይን ኣሰፋ ገሊፀን። ፕሮፌሰር ሃረገወይን ኣሰፋ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበረኦ ፃንሒት፥ ህዝቢ ትግራይን ኣደታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ማጃንግ በረድ ሓዊሱ ብዝወቕዐ ዝናብ ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕ 800 ሄክታር ዝራእቲ ጉድኣት በፂሑ Gebremariam Weldegerima May 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣብ ዞባ ማጃንግ ወረዳ ጎደሬ ኣብዚ ሰሙን በረድ ሓዊሱ ብዝወቕዐ ዝናብ ምኽንያት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕ 800 ሄክታር ዝራእቲ ጉድኣት ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ኣመሓዳሪ ወረዳ ጎደሬ ኣይተ ይስሃቅ ኣብርሃም በረድን ንፋስን ተሓዊሱዎ ዝወቕዐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ወፍሪ ክታበት ክወሃብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ዕድሚኦም ትሕቲ 5 ዓመት ንዝኾኑ ህፃናት ወፍሪ ክታበት ክወሃብ ኢዩ። እቲ ወፍሪ ክታበት ካብ ሎሚ መዓልቲ 28 ሚያዚያ ክሳብ 1 ጉንበት 2014 ዓ.ም ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ገዛ ንገዛ ብምዛር ከምዝወሃብ…