ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ጅግጅጋ ኣምሪሑ Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ጅግጅጋ ኣምሪሑ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብቲ መዕርፎ ነፈርቲ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሱማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሃመድን ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝተመዝገበ ቁፅሪ ሕሙማት ዓሶ ብ23 ሚኢታዊ ወሲኹ Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝተመዝገበ ቁፅሪ ሕሙማት ዓሶ ብ23 ሚኢታዊ ወሲኹ ክብል ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ ዓውዲ ፕሮግራምን ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮን ኣይተ መና መኩሪያ ፥ ምስ ኣገልግሎት ወሊድ በዝተተሓሓዘ 80 ሚኢታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ ፅባሕ ከሳልጥ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሳልሳይ ዘበነ ስራሕ ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤኡ ፅባሕ ከሳልጥ ኢዩ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ክዛተ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ዋና ፀሓፊት ውሕመ ኣሚና መሓመድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበረኦ ፃንሒት መሕዘኒ መልክዕ እቲ ኲናት ከምዘርአየን ተዛሪበን Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ዋና ፀሓፊት ውድብ ሕሕቡራት መንግስታት ኣሚና መሓመድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበረኦ ፃንሒት መሕዘኒ መልክዕ እቲ ኲናት ከምዘርአየን ተዛሪበን። ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበረኦ ፃንሒት ስዒቡ ሎሚ መዓልቲ ጋዜጣዊ መግለፂ ዝሃባ እተን ምክትል ዋና ፀሓፊት፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኦሮሚያ ንክልል ዓፋር ሓገዝ 50 ሚሊየን ብር ገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ክልል ኦሮሚያ ንክልል ዓፋር ሓገዝ 50 ሚሊየን ብር ገይሩ። እቲ ሓገዝ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ንርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣረኪቦምዎም፡፡ ብዓሊሹም ባህሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ መተማ ወዲ 6 ዓመት ህፃን ዝዓገቱ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ወረዳ መተማ ጣቢያ ዲቢኮ ወዲ 6 ዓመት ህፃን ዝዓገቱ ኣርባዕተ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ምውዓሎም ቤት ፅሕፈት ፀፅታን ድሕንነትን እቲ ወረዳ ኣፍሊጡ። ኣመራርሓ ጋንታ ሽምቕ ምምሕዳር ወረዳ መተማ ሓለቓ ፶ ባየ ደጉ፥ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ትምህርቲ ኣብ ዓውዲ ሳይንስን ትምህርቲን ምትሕብባር ኢትዮ-ሩሲያ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ብምድሃብ ምስ ኣምባሳደር እታ ሃገር ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌት ተረኪን ተዛቲዮም። ዘተኦም ድማ ኣብ ዓውዲ ሳይንስን ትምህርቲን ምትሕብባር ኢትዮ-ሩሲያ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘድጀሃበ ኢዩ፡፡ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ኣብ…
ስፓርት መበል 12 ሰሙን ፀወታታት ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክጅምሩ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መበል 12 ሰሙን ፀወታታት ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ክጅምሩ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ድማ ጋንታ ፋሲል ከነማን ኣዳማ ከተማን ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 10 ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡ ሻምጲዮና ዝሓለፈ ዓመት ጋንታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢን ምክትል ዋና ፀሓፊት ውሕመን ብጉጅለ ራዕዲ ጉድኣት ዝበፅሖም ህፃናት ሓቲተን Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴን ምክትል ዋና ፀሓፊት ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣሚና መሓመድን ኣብ ዱብቲ ሆስፒታል ዘለዉ ብጉጅለ ራዕዲ ጉድኣት ዝበፅሖም ህፃናት ሓቲተን። እቶም ህፃናት ካብ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝተተኮሰ ከቢድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ውሕመ ንህዝቢ እቲ ክልል ሓገዝ ንኽገብር ፀዊዖም Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ውሕቡራት መንግስታት ሓዊሱ ካልኦት ዓለም ለኸ ገበርቲ ሰናይ ትካላት በቢእዋኑ ኲናት እናተኸፈተሉ ንዝርከብ ህዝቢ ዓፋር ሓገዝ ንኽገብሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ምክትል…