ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሆስፒታል ኮምቦልቻ ናብ ኣገልግሎት ምምላሱ ንተገልገልቲ እፎይታ ፈጢሩ – ሚኒስቴር ጥዕና Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ኲናት ንብረቱ ዝዓነዎን ዝተዘረፎን ሆስፒታል ኮምቦልቻ ናብ ኣገልግሎት ምምላሱ ንተገልገልቲ እፎይታ ከምዝፈጠረ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ እዋን እቲ ኲናት ልዑል ጉድኣት ዘተኣናገደ እቲ ሆስፒታል፥ ብፍላይ ሆስፒታል ኣለርት ብዝገበረሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰልጠንቲ ማእኸል መሰልጠኒ ፖሊስ ቦንጋ ጋምቤላ ፀገም ጥዕና ኣጋጢሙዎም ከምዝነበረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት 1፣2014 (ኤፍ ቢሲ) ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣስታት 130 ፍሉይ ሓይሊ ሰልጠንቲ ማእኸል መሰልጠኒ ፖሊስ ቦንጋ ፀገም ጥዕና ኣጋጢሙዎም ከምዝነበረ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ገሊፁ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣቡላ ኡቦንግ፥ እቶም ሰልጠንቲ ዘጋጠሞም ፀገም ጥዕና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ንመፍረዪ ወረቐት ዘገልግል “ፐልፕ” ዘፍረዩ ተምሃሮ ውድድር ፈጠራ ስራሕ ስዒሮም Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ ደቂ ኣንስትዮ ተምሃሮ ኬሚካል ምህንድስና ፍራምረን ካልኦት ተረፍመረፍ ውፅኢታት ብምጥቃም ንወረቐት መስርሒ ዝኸውን “ፐልፕ” ብምፍራይ ብሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዝተሰናደአ ውድድር ፈጠራ ስራሕ ናይ 245…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣብቲ ክልል ዘጋጠመ ድርቂ ክሳብ ወርሒ ሚያዝያ ክቕፅል ከምዝኽእል ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዘጋጠመ ድርቂ ክሳብ ወርሒ ሚያዝያ ክቕፅል ከምዝኽእል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ገሊፆም። ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልል ብምዃን ምስ ዳይሬክተር ዩኤስኤይድ ኣብ ኢትዮጵያ ሴን ጆንስ ኣብቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ማእኸላይ ኣፍሪካ ሪፐብሊክ ንቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ካብ ሓላፍነቶም ኣልዒለምዎም Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ማእኸላይ ኣፍሪካ ሪፐብሊክ ንቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ካብ ሓላፍነቶም ኣልዒለምዎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ሄንሪ-ማሪ ዶንድራን ካብ ሓላፍነቶም ዝተልዓልሉ ምኽኒያት ኣብ ውሽጢ መንግስቲ እታ ሃገር ኣብ መንጎ ደጋፊ ሩሲያን ፈረንሳይን ብዝብል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሞንጎ ሩሲያን ዩክሬንን ዝተፈጠረ ወጥሪ ንምህዳእ ዲፕሎማሲያዊ መፍትሒ የድልዮ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ሞንጎ ሩሲያን ዩክሬንን ዝተፈጠረ ወጥሪ ንምህዳእ ዲፕሎማሲያዊ መፍትሒ ከምዘድሊ ኣቐባሊ ቃል ፕሬዚዳንት ቱርኪ ኢብራሂም ካሊን ገሊፆም። ኣባል ሃገር ኔቶ ዝኾት ቱርኪ ምስ ሩሲያን ዩክሬንን ፅቡቕ ርክብ ከምዘለዋ እቶም አኣቐባሊ ቃል ዝተዛረቡ…
ስፓርት ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ 3 ጋንታታት ውሳነ ቅፅዓት ተመሓላሊፉወን Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ግድፈት ዲሲፒሊን ኣብ ልዕሊ ዝፈፀማ 3 ጋንታታት ውሳነ ቅፅዓት ከምዘመሓላለፈ ኮሚቴ ዲሲፒሊን እቲ ሊግ ተገሊፁ። ውሳነ ቅፅዓት ዝተመሓላለፈለን ውሳነ ቅፅዓት ዘተመሓላለፈለን ጋንታታት ድሬዳዋ ከተማ፣ ሃዲያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀጣናዊ ምትእስሳር ፕሮጀክት ምብራቕ ኣፍሪካ ማእኸላት ምርምር ይሃንፅ ከምዘሎ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት 1፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀጣናዊ ምትእስሳር ፕሮጀክት ምብራቕ ኣፍሪካ ብልዕሊ 300 ሚሊየን ዶላር ማእኸላት ምርምር ይሃንፅ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ፕሮጀክት ምትእስሳር ምብራቕ ኣፍሪካ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ክልተ ዓመትን መንፈቕን ኣብ ኬኒያ ኣሳሊጡ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ-19 ንምፍራይ ዘኽእል ምድላው ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት 1፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ምስ ሕብረት ኣፍሪካ፣ ማእኸል መከላኸሊ ሕማማትን መዳርግቲ ኣካላትን ብምዃን ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ-19 ንምፍራይ ዘኽእል ምድላው ይግበር ኣሎ ኢለን ዶክተር ሊያ ታደሰ። ዶክተር ሊያ ክታበት ኮቪድ-19 ኣብ ምፍራይ ኣብ ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ባንኪ ኤክስፖርት-ኢምፖርት ኣፍሪካን 1 ቢሊይን ዶላር ልቓሕ ንምርካብ ዘኽአል ስምምዕነት ከቲሞም Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ባንኪ ኤክስፖርት-ኢምፖርት ኣፍሪካ(ኣፍሪ ኤግዚም ባንክ)ን 1 ቢሊይን ዶላር ልቓሕ ንምርካብ ዘኽአል ስምምዕነት ከቲሞም። እቲ ስምምዕነት ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዋ ባንኪታት ዝሕግዝ ከምዝኾነ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን…