ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ 100 ዘመናዊ ኣብቶቡሳት ትራንስፖርት ከተማ ስራሕ ኣጀሚረን Desta Feb 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ 100 ዘመናዊ ኣብቶቡሳት ትራንስፖርት ከተማ ስራሕ ኣጀሚረን። እተን ከንቲባ ፀገም ትራንስፖርትን መገዲን ንምቕራፍ እቲ ምምሕዳር ከተማ ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ከምዘሎ ተዛሪበን። 200 ዝተረፋ ኣብቶቡሳት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ሕርሻ ምስ ተወካሊ ዓለም ለኸ ትካል ፈንድ ልምዓት ሕርሻ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ ምስ ተወካሊን ዳይሬክተርን ዓለም ለኸ ትካል ፈንድ ልምዓት ሕርሻ ኣብ ኢትዮጵያ ማዊራ ቺቲማ ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ብዓለም ለኸ ፈንድ ልምዓት ሕርሻ ዝተሳለጡ ስራሕቲን ብዝተረኸቡ ውፅኢታትን ከምኡ እውን ኣብ ቀፃሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ጠሚቱ ካብ ክልላት ዝተውሃበ መግለፂ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ጠሚቱ ካብ ክልላዊ መንግስታት ዝተውሃበ መግለፂ። ብሄራዊ ክልላዊ መንግስታት ኦሮሚያ፣ ዓፋር፣ ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ፣ ሶማሌ፣ ሃረሪ፣ ደቡብን ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣመልኪቶም መግለፂ ኣወፂኦም።…
ቢዝነስ ኢትዮ-ቴሌኮም ብኽፋል ናብ ናይ ውልቀ ዓውዲ ንምዝውዋር ዓለም ለኸ ጨረታ ወፂኡ Desta Feb 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮ-ቴሌኮም ብኽፋል ናብ ናይ ውልቀ ዓውዲ ንምዝውዋር ዓለም ለኸ ጨረታ ዳግም ወፂኡ። ሐዚ ዝወፅአ ጨረታ 45 ሚኢታዊ ብፅሒት ኢትዮ-ቴሌኮም ንዓለም ለኸ ሰብ ሃፍቲ ንምቕራብ ዝዓለመ ምዃኑ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ጨረታ ምክፋል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብብርኪ ፌዴራል ጥራሕ ብግዕዝይና ክስረቕ ዝነበረ 753 ሚሊየን ብር ክድሕን ከምዝተገበረ ተገሊፁ Desta Feb 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ብብርኪ ፌዴራል ጥራሕ ብግዕዝይና ክስረቕ ዝነበረ 753 ሚሊየን ብር ክድሕን ከምዝተገበረ ኮሚሽን ፀረ ግዕዚይና ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኣመራርሓ ስራሕ እቲ ኮሚሽን ተስፋዬ ሻሜሮ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብብርኪ ፌዴራል…
Uncategorized ንስራሕ ናብ ወፃኢ ዝኸዱ ዜጋታት መሰሎምን ድሕንነቶምን ንኽሕሎ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንስራሕ ናብ ወፃኢ ዝኸዱ ዜጋታት መሰሎምን ድሕንነቶምን ዝተሓለወን ስርዓት ምውፋር ስራሕ ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘን ንምግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ፀረ ግዕዝይና ፌደራል መድረኽ ስሩዕ ጉባኤ ምትእስሳር ኮሚሽን ስነ-ምግባርና ፀረ ግዕዝይናን የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፀረ ግዕዝይና ፌደራል መድረኽ ስሩዕ ጉባኤ ምትእስሳር ኮሚሽን ስነ-ምግባርና ፀረ ግዕዝይናን የሣልጥ ኣሎ። ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ፀረ ግዕዝይና ፌደራል ዶክተር ሳሙኤል ሁርቃቶ ዝተረኸቡሉ እቲ መድረኽ÷ ኮሚሽናት ፀረ ግዕዝይና ክልላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ ካብ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዝተውሃበ መግለፂ Desta Feb 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ መግለፂ ሂቡ። እቲ ኣገልግሎት፥ ኣብ መንጎ ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኢትዮጵያ ዝተፈጠረ ምፍልላይ ብሰለማዊ መገዲ ብዘተን ውሽጣዊ ኣሰራርሓን ንክፍታሕ መንግስቲ ቅዋም ምሓዙ ኣዘኻኺሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ምስ ሰብ ሙያታትን ኣመራርሓን ውሕመ ተዛቲዩ Desta Feb 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ምስ ሰብ ሙያታትን ኣመራርሓን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣብ ምትሕብባር ዝጠመተ ዘተ ኣካይዱ። እቲ ኮሚሽን ካብ ዝጣየሽ ኣትሒዙ ዝተገበሩ ትካላዊ ኣወዳድባታት፣ ቅጥዒታትን ምድላዋት ፕሮጀክትን ምትእኽኻብ ሓበሬታ ነበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ጉድኣት ዘጋጠሞም መሰረተ ልምዓታት ማይ ብምፅጋን ናብ ስራሕ ንምእታው ይስራሕ ኣሎ Desta Feb 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ጉድኣት ዘጋጠሞም መሰረተ ልምዓታት ማይ ብምፅጋን ናብ ስራሕ ንምእታው ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ኣብ ትግራይ 5 ነጥቢ 4 ሚኒየን…