ቢዝነስ ቱርክን ኢትዮጵያን ሓዱሽ ሽርክና ንግዲ ንምጥያሽ ዘኽእለን ዘኽእለን ጉባኤ የሳልጣ ኣለዋ Desta Mar 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርክን ኢትዮጵያን ሓዱሽ ሽርክና ንግዲ ንምጥያሽ ዘኽእለን ዘኽእለን ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጣ ኣለዋ። ኣብቲ መድረኽ ካብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ንግዲ ዝተውፃእፅኡ ልኡኻት ንግዲ ቱርኪ ምስ ኣካላት ማሕበረሰብ ንግዲ ኢትዮጵያ ይሳተፉ ከምዘለዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 90 ሚኢታዊት ምብፅሑ ተገሊፁ Desta Mar 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 90 ሚኢታዊት ምብፅሑ ተገሊፁ። እምነ ኩርናዕ እቲ ግድብ ዝተነበረሉ መበል 12 ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ፕሮጀክት እቲ ግድብ ካስብ ሐዚ ዝተሰርሑ ስራሕቲን ኣብ ቀፃሊ ክስርሑ ዝተትሓዙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ርእሰ ምምሕዳር ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብምዃን ተሸይሞም Desta Mar 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ጌታቸው ረዳ ርእሰ ምምሕዳር ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንክኾኑ ምሿሞም ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ዓንቀፅ 62(9)ን ኣዋጅ ቁፅሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማታት ንነበርተን ንክጥዕማ ዘኽእል ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Mar 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታት ንነበርተን ንክጥዕማ ዘኽእል ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፁ። ኣብ ሰትራቴጂ ልምዓት ኣባይቲ ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ኣብ ከተማታት ዘሎ ሕፅረት መንበሪ ኣባይቲ ንምቕራፍ ይስራሕ ከምዘሎ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፅዕንቶ ለውጢ ክሌማ ንምጥያሽ በቢዓመቱ 3 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ዶላር ከምዘድሊ ተገሊፁ Desta Mar 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅዕንቶ ለውጢ ክሌማ ንምጥያሽ በቢዓመቱ 3 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ዶላር ከምዘድሊ ኮሚሽን ሽግግር ሓይሊ ብሪታኒያ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘውፅኦ ፀብፃብ ኢኮኖሚ ዓለም ካብ ብኽለት ኣየር ናፃ ምዃን ዘኽእል ኣማራፂታት ምግላፁ ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ዘይሕጋዊ ስደተኛታት ዝበፅሕ ምንግልታዕ ንምክልኻል ዝተዋደደ ስራሕ ትካላት ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ Desta Mar 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ዘይሕጋዊ ስደተኛታት ዝበፅሕ ምንግልታዕ ንምክልኻል ዝተዋደደ ስራሕ ትካላት ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ፍልሰት ብሓባር ንምክልኻል ዝተጣየሸ ብሄራዊ ጥምረት ምትሕበባር ፍልሰት ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝነበሮ ኣፈፃፅማ ስራሕ በዝምልከት ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ትሑት ናብራ ንዘለዉ ዜጋታት ዝኸውን መንበሪ ኣባይቲን ማእኸል መሰንከቲ እንጀራ ኣዶታትን ዝውዕል ህንፃ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ… Desta Mar 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ትሑት ናብራ ንዘለዉ ዜጋታት ዝኸውን ብ300 ሚሊየን ብር ዝህነፅ መንበሪ ኣባይቲን ማእኸል መሰንከቲ እንጀራ ኣዶታትን ዝውዕል ህንፃ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ኣንቢረን። እቲ ማእኸል ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ዝህነፅ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ ኣብ ጉባኤ ማይ ውሕመ ይሳተፉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ ኣብ ኒውዮርክ እናተኻየደ ዝርከብ ጉባኤ ማይ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ይሳተፉ ኣለዉ። እቲ ጉባኤ ብውድብ ሕቡራት መንግስታት፣ ታጂክስታንን መንግስቲ ኔዘርላንድስን ዝተሰናደአ ኢዩ፡፡ ድርቂን ለውጢ ንብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ዋና ዳይሬክተራት ጉዳያት ፖለቲካ ሃገራት ቤኔሉክስ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ዋና ዳይሬክተራት ጉዳያት ፖለቲካ ቤልጂዬም፣ ኔዘርላንድስን ሉክዘምበርግን ተዛቲዮም። እቶም ዋና ዳይሬክተራት መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘላቂ ሰላምን ምርግጋእን ንምፍጣር እናሳለጦም ዝርከብ ስርከብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሳይንቲስት ጉዳያት ሓለዋ ከባቢ ዶ/ር ተወልደ ብርሃን ገብረእግዚኣብሔር ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሳይንቲስት ጉዳያት ሓለዋ ከባቢ ዶ/ር ተወልደ ብርሃን ገብረእግዚኣብሔር ሎሚ ኣብ ካቴድራል መንበረ ፀባኦት ቅድስት ስላሴ ተፈፂሙ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርና ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን፣…