ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ደቡብ ሱዳን ኣምሪሖም Desta Mar 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ደቡብ ሱዳን ሎሚ መዓልቲ ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጁባ አነትበፅሑ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሳልቫ ኪር ማያርዲት ኣቀባብላ ክምዝገበሩሎም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስልጠና ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ሓድነት መናእሰይ ዘተኣሳስር ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስልጠና ማእኸላይ ኮሚቴ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ሓድነት መናእሰይ ዘተኣሳስር ሃገራዊ ሓድነት ዘደንፍዕን ከምዝኾነ ተገሊፁ። ካብ 3 ክሳብ 11 መጋቢት 2015 ዓ.ም "ብዓቕሚ መናእሰይ ኩለመዳይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ይረጋገፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልማታዊ ሴፍቲኔት ደገፍ ልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ተገይሩ-ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን Desta Mar 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልማታዊ ሴፍቲኔት ብተፈጥሮን ሰብ ስራሕን ፀገማት ንዘጋጠሞም ወገናት ደገፍ ልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ፋንታ ደጀን፥ እቶም ወገናት ብኮቪድ 19ን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 4ይ ጉባኤ ዞባዊ ፍልሰት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ጉባኤ ዞባዊ ፍልሰት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ጉባኤ ሚኒስትር ዲኤታ ስራሕን ክእለትን ኣሰግድ ጌታቸው÷ ኢትዮጵያ ንዜጋታት ኣብ ውሽጢ ሃገር ዕድል ስራሕ ብምፍጣር ስደት ንምክልኻል እናሳለጠቶም ዝርከቡ ትባራት ኣመልኪም…
ቴክኖሎጂ ዓለም ለኸ ኤጄንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ዓመታዊ ጉባኤኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤጄንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ዓመታዊ ጉባኤኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ÷ ዓለም ለኸ ኤጄንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ንኣባል ሃገራት ኣፍሪካ ዝገብሮ ሓገዝ ክግምገም ኢዩ። ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ሓሙሽተ መዓልቲታት ዝፅንሕ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኢኮ ቱሪዝም እምባ ጮቄ ተዓዋቲ ውድድር ዘደንቑ መንደራት ቱሪዝም ዓለም ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከልል ኣምሓራ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ዝርከብ ልምዓት ኢኮ ቱሪዝም እምባ ጮቄ ተዓዋቲ ውድድር ዘደንቑ መንደራት ቱሪዝም ዓለም ኮይኑ። ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ቱሪዝም ዓለም÷ ንልምዓት ኢኮ ቱሪዝም እምባ ጮቄ ተዓዋቲ ብምግባር መሪፁዎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምርምራት ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ንዕቤት ኢኮኖሚ ኣስተዋፅኦ ንኸበርክቱ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብ ሃገራዊ ልምዓትን ኢኮኖሚያዊ ምዕባለን ናይ ባዕሊ ኣስተዋፅኦ ንምብርካት ዘኽእሉ ምቹው ሃዋህው ንምፍጣር ተሊሙ እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ቅድሚት ትኹረት ዝግበረሎም ዓውዲታት ኢኮኖሚ ንምሕጋዝን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 6ይ ዙር ብሄራዊ ስልጠና ወለንታውያን መናእሰይ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ሻድሻይ ዙር ብሄራዊ ስልጠና ወለንታውያን መናእሰይ ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታ ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚሩ። እቲ መርሃ ግብሪ÷ “ወለንታውነት ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዩኒቨርሲቲታ ባህር ዳር፣ ጅማ፣ ዋቸሞን ወላይታ ሶዶን ኢዩ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰሜን ኮሪያ ወታደራታ ንቕሉዕ ኲናት ክዳለዉ ፃውዒት ኣቕሪባ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሒ ሰሜን ኮሪያ ኪም ጆንግ ኡን ምስ ኣሜሪካን ደቡብ ኮሪያን ንዝግበር ንቕሉዕ ኲናት ወታደሮም ኣድላዪ ምድላው ንኽገብሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኪም ጆንግ ኡን ፃውዒት ዘቕረቡ÷ ኣሜሪካን ደቡብ ኮሪያን ኣብ ልሳነ ምድሪ ዝገብረኦ ወታደራዊ ልምምድ…
ቢዝነስ ብማሕበር ኢንተርፕርነርስ ሸገር ልዕሊ 397 ሚሊየን ብር ሃፍብት ምፍራይ ከምዝተኸኣለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብማሕበር ኢንተርፕርነርስ ሸገር ልዕሊ 397 ሚሊየን ብር ሃፍብት ምፍራይ ከምዝተኸኣለ ተገሊፁ። እቲ ማሕበር÷ ሳልሳይ ዓመታዊ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ዕድመ ዝተገበረሎም ሓለፍቲ…