ስፓርት ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ን23 ተፃወትቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ውበቱ ኣባተ ምስ ጊኒ ንዝገብሩዎ ፀወታ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ን23 ተፃወትቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ብመሰረት እዚ ሓለውቲ ልዳት፥ ፋሲል ገብረ ሚካኤል ካብ ጋንታ ባህርዳር ከነማ፣ ሰዒድ ሃብታሙ ካብ ጋንታ ኣዳማ ከነማን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሊግ ዓረብ ሊግ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቱ ዘውፀኦ መግለፂ ኢትዮጵያ ከምዘይትቕበል ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊግ ዓረብ ሊግ ህንፀትም ምልኢት ማይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ትማሊ ዘውፀኦ መግለፂ ቅዋም ኢትዮጵያ ከምዘይትቕበል ገሊፃ። እቲ ሊግ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ቅዋም ንግብፂ ዝወገነ መግለፂ ምዃኑ ዝፍለጥ እንትኸውን፥ እቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሲንጋፖር ዳግም ቀጥታ በረራ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ናብ ሲንጋፖር ኣቋሪፁዎ ዝነበረ ቀጥታ በረራ ዳግም ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። በርኡ 16 መጋቢት 2015 ዓ.ም ከምዝጅመርን ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ግዘ ኣገልግሎት ከምዝህብን ተገሊፁ። #Ethiopia…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እስራኤል ናይ መገደኛታት ኣውሮፕላን ናብ ፅዕነት ኣገልግሎት ኣብ ዝግበር ስራሕቲ ምቕያር ከምትድግፍ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናይ መገደኛታት ኣውሮፕላን ናብ ፅዕነት ኣገልግሎት ዝገብሮ ስራሕቲ ምቕያር ከምትድግፍ ኣፍሊጣ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ አየር ኣይተ መስፍን ጣሰው፥ ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣለልኝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሱልጣን ኣሕመድ ኣሊሚራሕ ካብ ኣሜሪካ ናብ ሃገሮም ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱልጣን ኣሕመድ ኣሊሚራሕ ካብ ኣሜሪካ ናብ ኢትዮጵያ ሃገሮም ኣቲዮም። ሱልጣን ኣሕመድ ኣሊሚራሕ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ላዕለዎት ሓፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክፍፍል ዲጂታል መፍትሒ ዝደሊ ፈተና ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ከምዝኾነ ኢትዮጵያ ኣገንዚባ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍፍል ዲጂታል መፍትሒ ዝደሊ ፈተና ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ከምዝኾነ ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ዓለም ለኸ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ ኣገንዚባ። ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ዓሊ÷ ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ብፆታ፣ ቋንቋ፣ ዲጂታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣብ መቐለ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ፌዴሪኢ ምስ መዳርግቲን መሓዙትን ኣካላት ዘሰናድኦ ነበር ተዋጋእቲ እግሪ ኣብ ምትካል ዘድሀበ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ኣብ መቐለ የሳልጥ ኣሎ። ኮሚሽነር ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ÷ “እቲ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ማእኸል መሕተቲ ቪዛ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፊታ Desta Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ማእኸል መሕተቲ ቪዛ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፊታ። እቲ ማእኸል ንተገልገልቲ ቅልጡፍ ኣገልግሎት ንክረኽቡ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ። ብተወሳኺ ዝፀንሐ ርክብ ክልቲአን ሃገራት በዝበለፀ ከምዘጠናኽር ተሓቢሩ። እቲ ማእኸል ናብ ቻይና ዝግበር ጉዕዞ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ዝተሃነፁ ፕሮጀክታት የምርቓ ኣለዋ Desta Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ዝተሃነፁ ፕሮጀክታት የምርቓ ኣለዋ። ካብ መንጎ እቶም ዝምረቑ ዘለዉ፥ ዘበናዊ ህንፃ መውሃቢ ኣገልግሎት መንግስቲ፣ ሰብ ሃፍቲ ብምትሕብባር ኣብ ወሽጢ 90 መዓልታት ዝተሃነፁ 6…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ ካብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝተውሃበ መግለፂ Desta Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ካብ ነበርቲ እታ ከተማ ዝተውሃቦ ሓላፍነት ንምውፃእ ልዑል ፃዕሪ ይገብር ከምዘሎ ኣብሪሁ። ኣብታ ከተማ ሱር ዝሰደዱ ፀገማት ፖለቲካ፣ ማህበራዊን ኢኮኖሚያዊን ከምኡውን…