ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ዓድዋ ዋና መሰረት ምንቅስቓስ ፓን ኣፍሪካኒዝም ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ዓወት ዓድዋ ዋና መሰረት ምንቅስቓስ ፓን ኣፍሪካኒዝም ኢዩ” ክብላ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኣደባባይ መስቀል እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኣከባብራ በዓል ዓወት ዓድዋ ተረኺበን ኣብ ዝገበረኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓድዋ ተምሳሌት ናፅነት ፀለምቲ ህዝቢታት፤ ማሕተም ሉኣላዊነና ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2025፣ (ኤፍ ቢ ሲ)”ዓድዋ ተምሳሌት ናፅነት ፀለምቲ ህዝቢታት፤ ማሕተም ሉኣላዊነና ኢዩ” ክብል ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ፡፡ እቲ ኣገልግሎት መበል 127 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ አመልቱ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዓወት ዓድዋ ኩልና ንኾርዐሉ ሓበራዊ ዓወት ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት ፣ 2025፣ (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዓወት ዓድዋ ኩልና ንኾርዐሉ ሓበራዊ ዓወት ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ተዛሪቦም፡፡ መበል 127 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ኣደባይ መስቀል እናተኸበረ እንትኸውን፥ ኣብቲ ስነ-ነስርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ታሪኽ ዓወት ዓድዋ ንህብረ-ብሄራዊ ሓድነትን ምትእስሳርን ክንጥቀመሉ ይግባእ – ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2025፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ታሪኽ ዓወት ዓድዋ ንህንፀት ኩርዓት ሃገር፣ ህብረ-ብሄራዊ ሓድነትን ምትእስሳርን ክንጥቀመሉ ይግባእ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ ገሊፆም። መበል 127 ዓመት በዓል ዓድዋ ኣብ ኣደባባይ መስቀል እናተኸበረ እንትኸውን፥ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 127 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ድልድል ዓድዋ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 127 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድልድል ዓድዋ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ጀጋኑ ኣቦታት ንኲናት ዓድዋ ምድላው ብምግባርን ቃል ኪዳን ሰዓራይነት ብምእታው ዝተሳገሩሉ ንምዝካር ምርኢት ምቁራፅ ድልድል ተኻይዱ። እቲ ምርኢት ሓደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤምባሲታት ዝተፈላለያ ሃገራት መበል 127 በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ኤምባሲታት ዝተፈላለያ ሃገራት መበል 127 በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩዋን ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ዓድዋ ዓወት…
Uncategorized “በዓል ዓወት ዓድዋ ንዘጋጠሙናን ንዝገጥሙናን ፀገማት መውፅኢ ገይርና ክንጥቀመሉ ይግባእ” – ነበርቲ ክልል ትግራይ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“በዓል ዓወት ዓድዋ ንዘጋጠሙናን ንዝገጥሙናን ፀገማት መውፅኢ ገይርና ክንጥቀመሉ ይግባእ” ክብሉ ነበርቲ ክልል ትግራይ ገሊፆም። መበል 127 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ድሕሪ ክልተ ዓመታት ኣብ እግሪ ታሪኽ ዝተፀሓፈሉ ሶሎዳ ዓድዋ ብድምቀት ይኽበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 127 ዓመት ዓወት ዓድዋ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 127 ዓመት ዓወት ዓድዋ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ፡፡ በዓል ዓወት ዓድዋ፥ ኣብ ከተማ ዓድዋ ሓዊሱ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያን ንሃገር ዝተዋደቑ ጀጋኑን እቲ ዓወትን ብዝዝክሩ መርሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 127 ዓመት ዓወት ዓድዋ ሎሚ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ክኽበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 127 ዓመት ዓወት ዓድዋ ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ክኽበር ኢዩ። በዓል ዓወት ዓድዋ፥ ኣብ ከተማ ዓድዋ ሓዊሱ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያን ንሃገር ዝተዋደቑ ጀጋኑን እቲ ዓወትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓድዋ ብኽብሪ ዘይተዋደቐን ንዓወት ዘይተቃለሰን ኢትዮጵያዊ የለን – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓድዋ ብኽብሪ ዘይተዋደቐን ንዓወት ዘይተቃለሰን ኢትዮጵያዊ የለን ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ከንቲባ ኣዳነች መበል 127 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም…